ቤት ፅሕፈት ቀረብ ማይ መስተ ከተማ መቐለ

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈለን ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ናይ መቅረባይነት መፍለይ ቁፅሪ ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት መረጋገፂ ዘቅርብ

2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈትና ዕደጋ ክፍሊ ቢሮ ቁፅሪ 13 ካብ ዕለት 12/6/2010 ዓም ክሳብ 27/7/2010 ዓም ዘይምለሰ ብር 200 ብምክፋል ምዉሳድ ይክእሉ

3 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 27/7/2010 ዓም ሰዓት 4:00 ኮይኑ በዚ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ባዕሎም ወይ ወኪላቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

4 ቤት ፅሕፈትና እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይም ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ኣድራሻ ከተማ መቐለ 03 ቐበሌ ዞባ ምምሕዳር ብድሕሪኡ ንተወሳኪ ሐበሬታ ቁፅሪ ስልኪ 0344 407335