ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ዓዲግራት

1 ናይ ሕድሕድ ጨረታ ሰነድን መምርሕን ዘይምለስ 20 ብምክፍል ኣብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዓዲግራት ደጋፍ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕደርን ቢሮ ቁፅሪ 3 ምዉሳድ ይከኣል

2 እቲ መወዳደሪ ዋጋ ጨረታ ሰነድ ምስቲ ናይ ንግዲ ዓይነት ዘርፊ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቀድ: ዝተሐደሰ መቅረብን: ቲን መለለይ ቁፅሪን

ብዝተዓሸገ ፖስታ ንዑ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ከእትዉ አለዎም

3 እቲ ግልፂ ጨረታ ካብ 13 መጋቢት 2010 ዓም ክሳብ 27 መጋቢት 2010 ዓም ኣብ አየር ይፀንሕ እቲ ጨረታ 27 መጋቢት 2010 ዓም ሰዓት 4:00 ንጉሆ ተዓፅዩ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ይክፈት

4 እቲ ኮሌጅ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ዉይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

5 ዝርዝር ናይ ጨረታ መምርሒ ምስ ናይቲ ጨረታ ተተሒዙ ስለ ዘሎ ዝርዝር ጨረታ መመርሒ ካብኡ ምርኣይ ይክእሉ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344450177