ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንዳ መኾኒ

1 ሰነድ ጫረታ ካብ 12 መጋቢት 2010 ዓም ክሳብ 27 መጋቢት2010 ዓም ዘይምለስ 50 ቅርሺብምክፋል ኣብ ከተማ ማይጨዉ ኣብ ጥቃ ቴክኒክ ኮሌጅ ዝርከብ ወረዳ እንዳሞኮኒ ትልምን ፋይናንስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረትን መፂኡኩም ጨረታ ሰነድ ንክትወስዱ ንሕብር

2 ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግድን መቅረባይነትን ዘቅርብ

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገቡ ናይ ወርሒ ጥሪ 2010 ዓም ሒሳቡ ዘፍለጠሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

4 መከበሪ ጨረታ 3000 ቅርሺ ብስፒኦ ከትሕዙ አለዎም

5 እቲ ጨረታ 27 መጋቢት 2010 ዓም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ወይ ወኪላት ኣብ ዝተረከበሉ ይክፈት

6 ተጫራታይ ምስሰዓር እንተዘይ ተስማሚዑ ዘትሓዞ ቅርሺ ኣይምለስን

7 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

8 መተሐሳሳቢ ኣብ ናይ መኪና ጎማን ቆርቆሮን ጨረታ ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዘይኮኑ ነጋዶ ክወዳደሩ ይክእሉ እዩም

ንተወሳኪሓበሬታብስልኪቁፅሪ 0347770419 ደዊልካምሕታትይከኣል