ቤት ምክር ክልል ትግራይ

ሰነድ ጨረታ ናብ ሳንዱቅ ጨረታ ክሳብ ዕለት 25 /7 /2010 ሰዓት 8:00 ዓም ይኣቱ

ዋጋ ሰነድ 10 ቅርሺ

መከበሪ ጨረታ 1000 ቅርሺ 

ጨረታ ዕለት 25 /07 2010 ዓም ሰዓት 8:00 ተዓፅዮ በቲ ዕለት ሰዓት 8:30 ይክፈት ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344 41 65 70 ደዊልካ ብምሕታት ወይድማ ብኣካል ሓዱሽ ህንፃ ፊት ንፊት ርእሲ ምምሕዳር ክልል ትግራይ