ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ

1 ተጫረቲ ዝተሐደሰ ናይ 2010 ዓ/ም ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን ቲን ናምበርን ከቅርቡ ዝክእሉ ምዃኖም

2 ተጫረቲ ኣብ መቅረባይነት ዝርዝር ዝተመዝገቡ ንዝተሐደሰ ክከዉን አለዎ

3 ተጫረቲ ኣብ ዘቅርብዎ ዋጋ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝሐወሰ ክከዉን አለዎ

4 ተጫረቲ ቫት ምዝጉባት ዝኮኑን ናይ ወርሒ ጥሪ 2010 ዓ/ም ደክለር ዝገበርሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

6 ተጫረቲ ንመከበሪ ጨረታ ንፅሕፈት መሳርሒ 2000: ንኣቅሑት ፅራት 3000: ንሞተር ሳይክል 2000 ቅርሺ:ንመቃየሪ ኣቅሑት መኪና 5000 ቅርሺ ብጥረገንዝብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዙ አለዎም

7 ተጫረቲ ብናይ ባዕሎም መጎዓዝያ መፅዓንን መራገፍን ኣብ ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከቅርቡ ዝክእል

8 ተጫረቲ ነናይ ባዕሉ ዘፈር ንግዲ ዘለዎም ክከዉን ይግባእ

9 ሰነድ ዝሽየጠሉ ኣብ ወረዳ ኣ/ወንበርታ ከይዲ /ስራሕ /ዕ/ፋ/ን/ምምሕዳር ቢሮ ኮይኑ ናይ ሰነድ ዋጋ 50 ቅርሺ

10 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ን 60 መዓልቲ ይኸዉን

11 ጨረታ አብ አየር ዝፀንሐሉ ግዜ 5 መጋቢት 2010 ዓም ክሳብ 20 መጋቢት 2010 ዓም ኮይኑ ጨረታ ዕለት 20 መጋቢት 2010 ዓም ሰዓት 5:00 ተዓፅዩ በቲ ተጠቂሱ ዘሎ ዕለት ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 5:30 ይክፈት

12 እቲ ቤት ፅሕፈት ካሊእ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፈል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

መብርሂ ንተወሳኪ ሐበሬታ ብ 0343400033 ብምድዋል ምሕታት ይከኣል