ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ምብራቅ

ቤትፅሕፈትምምሕዳርዞባምብራቅአብ ዓመት 2010 በጀትንቲ ቤትፅሕፈትግልጋሎትዝዉዕልወንበር ኣዳራሽ ብጨረታአወዳዲሩዕድጊትክፍፅም

1 ተጫረቲተወሳኪታክስተመዝገብቲዝኾኑንብአዋኑዝተሐደሰናይ2010 ዓምሕጋዊንግዲፍቃድን ዘሓድሽናይመቕረባይወረቀት ምስክር:ናይከፈልቲግብሪመለለይቁፅሪ(TIN) ዋናንኮፒንከቅርቡዝኽእሉክኾኑአለዎም::

2 ተጫረቲብቢሮንግድንኢንዱስትርንዝርዝርመቅረባይነትዝተመዝገቡምኻኖምመረዳእታዘቅረብ::

3 ካብቤትፅሕፈትዞባምብራቕምምሕዳርከ/ስ/ዕ/ፋ/ንብ/ ምምሕዳርቢሮቑፅሪ -17 ሰነድጨረታብምዉሳድንተቅርብዎዝርዝር ዋጋ ሰነድጨረታ ብሸምዒብዝተአሸገፖስታንጨረታአብዝተዳለወሳንዱቕብምእታዉክተወዳደሩትኽእሉ::

4 ተጫረቲመክበሪጨረታብር 5000.00 ብጥረገንዘብወይ CPO ካብዝተፈለጠባነኪብዝዉሃብዝተረጋገፀቼክከትሕዝዝክእል::

5 ምስዝሰዓረተጫራታይዉዕሊድሐሪምፍፃምዝተትሓዝመክበሪጨረታንዝተሰዓሩተጫረቲሽዑንሽዑይምለስሉ::

6 ዕዳጋፈፃሚአካልዝሐሸመንገዲእነተረኺቡእቲጨረታብኽፋልይኹንበሙሉእናይምስራዝመሰሉዝተሐለወእዩ::

7 ናይጨረታሰነድዝርከበሉቦታዞባምብራቕምምሕዳርቤትፅሕፈትቢሮቑፅ17 ብር 50.00 ብምኽፋልክትወዳደሩትኽእሉምኻንኩምጨረታካብዝወፀሉዕለትካብ 5/07/10 ዓ/ምጀሚሩንተጫረቲክፍቲይከዉን::

8 እቲጨረታዝዕፀወሉዕለት 20/07/10 ዓ/ምሰዓት 8:00 ድሕሪቀትሪተዓፅዩተጫረቲወይሕጋዊወኪሎምአብዝተከብሉዕለት 20/07/10ዓ/ምዓ/ምሰዓት 8:30 ድሕሪቀትሪአብዞባምብራቕምምሕዳርቤትፅሕፈትቢሮቑፅሪ -17 ይኽፈት::

9 VAT ተመዝገበቲናይወርሒጥሪ 2010 ዓ/ምቫትዲክለሬሽንከቕርቡዝኽእሉ::

10 ሰነድጨረታዝተዳለወቋንቋብትግርኛ ዝተዳለወ እዩ

11 ንተወሳኪሓበሬታብስልኪቁፅሪ 034 445 1887 ደዊልካምሕታትይከኣል::