መቐለ ምርኣይ ዝተስኣኖም ሓደሪ ቤት ትምህርቲ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ኣብ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ኮፒ ምቅራብ

2 ናይ 2010 ዓም ግብሪ ዝከፈለ ቲን ቁፅሪ ኮፒ ዘቅርብ 

3 ቫት ዝተመዝገበ ኮፒ ዘቅርብ

4 ትክክለኛ ፅሬቱን ስታንዳርዱን ዝሐለወ ዘቅርብ

 5 ንዝፍጠር ፀገም ሓላፈት ዝወስድ

6 ጨረታ ትሕጃ ዝምለስ 3000 ናብ ባንኪ ኣታዊ ዝገብር

7 እዚ ዝተማለኡ ነጋዶ ዘይምለስ ብር 30 ከፊል ሰነድ ክትወስዱ እትክእሉ ምካንኩም ትሕጃ ብር 3000 ብባንኪ ሒሳብ ቁፅሪ 1000136800748 አታዊ ዝገበረ ወይም ስፒኦ ዘተሕዝ ጨረታ ምስተከፈተ ዘየሸነፈ ሹዑንሸዑ ይምለሰሉ እዙይ እዉን ካብ 3/7/2010 ዓም እስካብ 12/7/2010 ኣብ ስራሕ ሰዓት እናመፃእኩም ክትወስዱ ክትጫረቱ እናሐበርና ዕለት 13/7/2010 4:00 ይክፈት

8 ቤት ትምህርትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኵን ብሙሉ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

9 ንተወሳኪ ሐበሬታ ስልኪ 0344404290 /0914032269 ብምድዋል ምሕታት ይከኣል

ኣድራሻ ቀበሌ 05 ታክሲ መዕረፊ