ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት

1 ኣብ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ናይቲ ዘፈር ፈቃድ ንግዲ ዘለዎም

2 ኣብ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ናይቲ ዘፈር መቅረባይነት መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

3 መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪን ኣብ ተወሳኬ አሴት ታክስ ዝተመዝገበሉ መረደእታን ዋናን ቅዳሕን ከቅርበ ዝክእል

4 ናይ ወርሒ ጥሪ ዓዲ ዉሽጢ እቶት ወርሓዊ ሒሳብ ዘፍለጠሉ ዋናን ቅዳሕን ከቅርበ ዝክእል

5 ካብ ሜኔስቴር ማይ ሃፍቲ ወይድማ ካብ ክልል ሃፍቲ ማይ ዝተዉሃቦ ደረጃ 9 ኣናሽተይን ደቀቅቲ መረጋገፂ ብቅዓት መረዳእታ ዋናን ቅዳሕን ከቅርበ አለዎ

6 መከበሪ ጨረታ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ 10000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይድማ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

7 መረዳእታ ሰርተፊኬት ዳኣንት ከቅርቡ ዝክእሉ

8 ሰነድ ጨረታ ካብ 20/6/2010 ዐም ክሳብ 11/7/2010 ዓም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ማዓልትን ሰዓትን 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ወልቃይት ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን እናወሰዱ ሐደ ዋናን ክልተ ቅዳሕን በበይኖም ብፖስታ ዓሺጎም ኣብ ልዕሊ እቲ ፖስታ ዋናን ቅዳሕን ተባሂሉ ተፃሒፉ ኣብ ዓብይ ፖስታ ተዓሺጉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ወልቃይት ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ክእትዉ አለዎም

9 እቲ ጨረታ 11/7/2010 ዓም ሰዓት 4:00 ናይ ንጉሆ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ንጉሆ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዘለዉሉ ይክፈት

10 እቲ ቤት ፅሕፈት ካሊእ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ተወሳኪ 0913331379 / 0913751122 / 0913870684