ኤጀንሲ ሓለዋ ስነ-ከባቢ ምምሕዳርን ኣጠቓቅማን መሬት ትግራይ

1 ናይ 2010 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱ ናይ ቫት ሰርቲፌከትን ናይ ጥሪ የካቲት 2010 ዓም ቫት ዲክለሬሽን ዝተከፈሉ ከቅርብ ዝክእሉ

2 ካብ ቢሮ ትልምን ፋይናስን ይኹን ካብ ፌደራል ዝተዉሃቦም ናይ ታክስ መፍለይ ቁፅሪ (Tin No) ዝተሐደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርፊኬት ከቅርብ ዝክእል

3 ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ ብር 50 ብር ብምክፋል ኣብ 2ይ ደብሪ ዝርከብ ዕ/ፋ/ንብ/ምም/ርን ምዉሳድ ይክእሉ

4 ተወዳደርቲ ዘቅረብዎ ናይ መወዳደሪ ሓሳብ /ሰነድ ጨረታ/ ብሰምዒ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ኣብ ኣብ 2ይ ደብሪ ዝርከብ ዕ/ፋ/ንብ/ምም/ርንጨረታ ሳንዱቅ ኣታዊ ይገብሩ 5 ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት 15/6/2010 ዓ/ም ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 06/7/2010 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ኮይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት 9:00 ይኽፈት

6 ጨረታ ምክበሪ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ብ CPO/ ወይም ብጥረ ገንዘብ ብር 4000 ብባንኪ ብዝተጋገፀ ስፒኦ : በጥረ ገንዘብ ወይም ብባንኪ ብዝተጋገፀ ሌተርኦፍክረዲት ከትሕዝ ዝክእሉ

7 ጨረታ ካብዝተከፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ንተካተታሊ 45 ማዓልቲ ዋጋ ፀኒዑ ይፀንሕ

8 ጨረታ ንክዕፆ ትሐቲ 5 መዓልቲ እንተቐርዩ ንዝቀርብ ሕቶ መብርሂ ተቐባልነት የብሉን

9 ተጫረቲ ምስዚ ዝተተሓሐዘ ናይ ጨረታ መምርሒን ምልከታ ጨረታ ናይ ምክባር ግዴታ አለዎም

10 ቤት ዕዩና ካልእ መማረፂ እነተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ

11 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፀሪ 0344 41 71 04 ምድዋል ይከኣል እዩ ኣድራሻና ጥቃ መስፍን ኢንዳትሪያል ኢንድስትሪያል ኢንጂነሪንግ ናይ ቐደም ሓደጋ ምክልካልን ምግቢ ዉሕስና ንርከብ