ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን መጋዕዝያን ወረዳ ኣስገለ ፅምብላ

1 ኣብቲ ጨረታ ዝተቀመጠ ቴክኒካል መዓቀኒ ተወዳደርቲ ሙሉ ብሙሉእ ኣማሊኡ ወይድማ ኣየመለአን ተገምጊሞም ዝሓለፉ ተወዳደርቲ ናብ ፋይናንሻል ዉድድር ይሓልፉ

2 ኣብቲ ጨረታ ተዓዋቲ ዝከዉን ዝተቀመጠ ቴክኒካል መዓቀኒ ኣማሊኡ ናይ ኩሎም ስራሐቲ ተደሚሩ ዝተሐተ ዋጋ ዘእተወ ተዓዋቲ ይከዉን

3 ናይቲ ስራሕ ቅድመ ክፍሊት ዘይዋሃብ ምካኑ ንሕብር

4 ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ስራሕ ምስክር ወረቀት ምዝገባ ንግዲ ምስክር ወረቀት መመለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ናይ ተወሳኬ እሴት ታክስ ምዝገባ ምስክር ወረቀት ናይ ታሕሳስ ወርሒ ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ፀብፃብ ዝገበርሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

5 ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ናይ ኮንስተራክሽን ተኮናታሪነት ሓፂር ምዝገባ ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ናይ ኮንስትራክን መቅረባይነት ከቅርብ ዝፀዝክእል

6 መከበሪ ጨረታ 60000 ቅርሺ ብሽም ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ ቤት ፅሕፈት ኮንስተራክሽንን መንገድን መጎዓዝያን ኮይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ተባሂሊ ካብ ብሕጊ ዝፍለጡ ባንከታትን ፋይናንሳዊ ትካላት ሒሳብን ብስፐኦ መልክዕ ከቅርብ አለዎ

7 ተወዳደርቲ ሰነድ ጨረታ ብነፃ ካብ ዕለት 12/6/2010ዓም ክሳብ ካብ ቤት ፅሕፈት ኮንስተራክሽንን መንገድን መጎዓዝያን ኮይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ምዉሰሰድ ይክእሉ

8 ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ዋጋ ሰነድ ጨረታ ሐደ ዋና ክልተ ቅዳሕ ኣብ ዝተፈላለዩ ፖስታ ምስ ተዓሸጉ ኣብ ኩሎም ፖስታት ናይቲ ዝወዳደርሉ ፕሮጀክት ሽም እቲ ዝተዓሸገ ፖስታ እንታይ ከም ዝሐዘ ናይቲ ዝወዳደር ትካል ሽምን ኣድራሽን ቀደም ሰዓብ ከየኣጎደሉ ከቅርቡ አለወም

9 እቲ ጨረታ ኩሎም ተጫረቲ ኣብ ዝተረከብ ዕለት 26/6/2010 ዓም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሰሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ቅድሚ ቀትሪ ሰነድ ቴክኒካል ክክፈት እዩ

10 ኣብቲ ሰነድ ትክኒካል ዘሎ መዓቀኒታት አማሊኦም ዝሐለፉ ተወዳደርቲ ሰነድ ፋይናንስሻል ድሕሪ ሰለስተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ማለት እዉን ዕለት 30/6/2010 ‘ም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ቤት ፅሕፈት ኮንስተራክሽንን መንገድን መጎዓዝያን ኮይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ክክፈት እዩ

9 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንዝበለፀ ሐበሬታ ኣብ ደኩመንት ይርኣዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0346610389