ዩንቨርስቲ ኮሎጅ ኒው ሚለንየም

ኒዉሚለንየምኮሌጅ

ናይ ኮምፒተር ዕድጊትጨረታምልክታ

ኒዉሚለንየምኮሌጅ ኮምፒተራትብጨረታ ኣወዳዲሩክዕድግይደሊዝስዕብረቆሓታት እትማልኡ ንክትወዳደሩይዕድም::

1 ናይጨረታመኽበሪቢድቦንድካብጠቅላላዋጋ  5% ብ  CPO ከትሕዝዝኽእል::

2  ዝርዝርጨረታሰነድዘይምለስ  50.00 ብርብምኽፋልካብዕዳጋክፍሊምዉሳድይካአል::

3  እዚጨረታአብአየርዝፀንሐሉእዋን ካብመጋቢት18 ክሳብ  22/2007 ዓ/ም ኮይኑእዚጨረታ መጋቢት 22/2007 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩሰዓት 4:30  ተጫረትቲወይከዓሕጋዊወከልቶምአብ ዝተረኸብሉይከፈትባዕሎምወይወይሕጋዊወኪሎምብምትራፎምእቲጨረታካብምኽፋትዝእግድነገርየለን::

4  ተጫረቲሰዓራይምኮኑምስተነግሮአብዉሽጢ ሰለስተ መዓልቲዉዕሊይአስር ::

5  ሳዓራይተጫረቲኣብዝመልኦዋጋዝናሳሕእንትኮይኑዘትሐዞስፒኦ/CPO/ ናብ ኒዉሚለንየምኮሌጅ ኣታዊይኸዉን ::

6  ተጫረትቲዝተሐደሰንግዲፍቃድከቅርቡይግባእ ::

7ተጫረቲቲንቑፅሪከቕርቡይግባእ ::

8 ተጫረቲንግዲምዝገባከቕርቡይግባእ ::

9 ዘቅርብዎ ዋጋ ምስ ቫቱ ምካኑ ዘይምኮኑን ክንፅሩ ይግባእ::

10 ተጫረቲቫት ተመዝጋቢ እንተኾይኖም ዲክላሬሽንከቕርቡይግባእ::

11 ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ ኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ ዘዳለዎ ናይ ጨረታ ሰነድ ኣዳሊዩም ክቕርቡ ይግባእ ካብኡ ወፃኢ ዝቐርብ ተቐባልነት ይብሉን

12ኮሌጅናዝሐሸአማራፂእንተረኪቡእዚጨረታብሙሉእይኩንብክፋልናይምስራዝመሰሉዝተሐለወእዪ::

ንዝበለፀሓበሬታብቑስልኪ  0344419789/410465/406144 ደዊልካምሕታትይካአል ::