ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ዓዲጉዶም

1 ናይ 2010 ዓምፍቃድንግዲዘሐደስኩምናይዚዘበንግብሪዝከፈልኩም

2 ተወሳኪእሴትታክስተመዝገብቲዝኮንኩም

3 ናይግብሪከፋላይመለለዩቁፅሪዘለኩም

5 ዝተሓደሰመቅረባይነትሰርትፍኬትናይ 2010 ዓምክተቅርቡእትክእሉ

6 ኩሉሰነድዋናንቅዳሕንነንበይኑኣብዝተዓሸገፖስታ ሽም : ፊርማ : ማሕተም ብምግባር ከቅርብዝክእል

7 መክበሪጨረታንሕድሕድዘርፊ 4000 ቅርሺ : ንዕጥቅታት ስፖርት ድማ 2000 ቅርሺ ብባንኪዝተረጋገፀሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዝብ ከትሕዝዝክእል

8 ናይ ወርሒ ጥሪ 2010 ዓም ሒሳብ ዘቅርብለኩም መረዳእታ ክተቅረቡ ትክእሉ

8 ሰዓራይኣካልጨረታካብዝሰዓረሉዕለተጀሚሩኣብ 5ተናይስራሕመዓልትታትዉዕሊክኣስርዝክእል

10 ሰዓራይኣካልኣብቲዝሰዓሮ 20 ሚኢታዊእቲኮሌጅምዉሳክወይድማምቅናስዝክልይከዉን

11 ኣብዝወፀጨረታሰነድወይመምርሒስርዝድልዝእንተሃሊዎካብጨረታወፃኢከምዘግብርምካኑ

12 ሰነድ ጨረታ ንኤሌክትሪክ ንህንፃ መሳርሒ ንአዉቶሞቲቭ ንኣይቲ ንፅሕፈት መሳርሒ 50 ቅርሺ ብምክፋል ንዕጥቅታት ስፖርት ድማ ብነፃ ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ይከኣል

12 ምልክታ ካብ 1/6/2010 ዓም ጀሚሩ ካብኮሌጅቴክኒክንሞያንዓዲጉዶም ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ቁፀሪ 8 ኬዝ ቲም ምዉሳድትክእሉ

13 ብተወሳኪስርዓት ዕደጋ ክልልና ኣዋጅ ቁፅሪ255 /2007 ተፈፃሚይከዉን

13 ሰዓራይኣካል ዝሰዓሮ ንብረትብናይባዕሉመጋዕዝያናብኮሌጅቴክኒክንሞያንዓዲጉዶም ንብረት ክፍሊ ከረክብ አለዎእትመልእዎዋጋሰዓራይክሳብዝፍለጠ 40 ናይስራሕመዓልቲክፀንሕከምዝክእልብፊርማኩምክተረጋጉፁትክእሉ

14 ሳንዱቅጨረታ 16 ለካቲት 2010 ዓምሰዓት 3፡30 ተዓፅዩብተመሳሳሊዕለትሰዓት 4፡00 ተጫረቲወይድማሕጋዊወከልቶምኣብዝተረከብሉይክፈት ተጫረቲ ብዛይ ምርከቦም ከይዲ ጨረታ አይተአጎጎልን

15 ኣብዚ ጨረታ ዝሳተፍ ኣብናይ መንግስቲ እግድ ዘይብሎም ይከዉን