ኤጀንሲ ልምዓት ኣባይቲ ክልል ትግራይ

1 ናይዚ ዘመን ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም

2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለሊይ ቁፅሪ

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ቫት ዝተመዝገብኩምሉ ምስክር ወረቀት

5 ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2010 ዓ/ም ወርሓዊ ዲክላራሲዮን መረዳእታ ክተቅርቡ ትክእሉ

6 ኣብ ናይ መንግስቲ ዝርዝር መቅረብቲ ዝተመዝገብሉ ምስክር ወረቀት ከቅርቡ ዝክእሉ

7 ተጫረቲ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ 30/5/2010 ዓ/ም ኣትሒዝኩም ክሳብ ዕለት 15/6/2010 ዓም ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 14 ምዉሳድ ይክእል

8 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዉሕስና 4,000 ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ብ ሲፒኦ ወይ ድማ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ከቅርብ ኣለዎ

9 እቲ ጨረታ 15/6/2010 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፁ ኣብ ተመሳሳሊ መዓልቲ ሰዓት 4:30 ይክፈት

10 ኤጀንሲና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብምሉአ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዘተሐለወ እዩ ንተወሳኪ ሓበሬታ ብ/ስልኪ ቁፅሪ 03444185 09 ወይ ድማ 0344418514 ምሕታት ይካኣል ኣድራሻ ሮማናት ሙዚቃ ቤት ውይንም ድማ ህንፃ ታደሰ ሓጎስ ፊትለፊት