ኮሌጅ ፖሊቴክኒክ ሽረ

1 ናይ 2010 ዓም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ መቅረባይነትን

2 መለለየ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ

3 ተመዝገብተቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮንኩም ናይ ወርሒ : ሕዳር : ታሕሳስ: ጥሪ 2010 ዓም ሒሳብ ዘፍለጥኩምሉ መረዳእታ ዘቅርብ

4 ኩሉ ፅሩይ ወይድማ ኦርጅናል ንበረት ዘቅርቡ

5 ዝቀረብ ንበረት ዝርዝር መምሪሑ ከይተለወጠ ብመሰረት እቲ ትካል ዝመረፆ መርአይ ኣቅሓ ወይድማ ሳምፕል ከቅርብ ዝክእል

6 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 30 ቅርሺ ከፊሉ ከሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት መዓልትን ኣብቲ ትካል ክፍሊ ቁፅረ 105 ኣብ ክልል ቢሮ ቴክንክን ሞያን ትምህረቲን ስልጠናን ከይዲ ስራሕ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 333 ምዉሳድ ይከኣል

7 ንዝሰዓሮ ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብቲ ትካል ዘቅርብ

8 መክበሪ ጨረታ ብሰፒኦ ወይድማ ብጥረ ገንዝብ ጥራሕ የትሕዝ

9 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ ን 60 መዓልቲ ይከዉን

11 እቲ ትካል ዝሐሸ መመረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

12 20 ሚእታዊ ናይ ምዉሳክን ምቅናንስ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

13 መከበሪ ጨረታ ንኤሌክትሪክ ስቲ ን ንኤሌክትሮኒክስን መሳረሒ ህንፃ 10000 ቅርሺ ንመለዋወጢ ኣቅሑት ሳይክል ሞተር ሳይክል መኪና ናዉቲ 5000 ቅርሒ ከትሕዝ ዝክእል

14 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ 30 ጥሪ 2010 ዓም ክሳብ 15 ለካቲት 2010 ዓም እዩ

15 ጨረታ ዝዕፀወሉ ድማ 15 ለካቲት 2010 ዓም ሰዓት 4:00 እንተከዉን ዝከፈተሉ ድማ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 እዩ

16 እቲ ጨረታ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ሸረ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ዝከፈት ከይኑ ብዘይ ምህላዎም ግና እቲ ጨረታ ከብ ምክፋት ኣይተኣጎጎልን

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344443582