አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ሓ/ዝ/ወ/ማ

1 ናይዚ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን ናይ 2009 ዓም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን

2 ብSCCA ሰርቲፋይድ ዝኮኑ

3 ኣብ ሒሳብ ቦርድ በዓል ስልጣን ፍቃድ ስራሕ ከቅርብ ዝክእል

4 ጨረታ እዋን ዝፀንሐሉ ካብ ዕለት 28 /5 /2010 ዓም እስካብ 9/6 /2010 ዓም (05 /02 /2018 ኣፍ 16/2 /2018 ኣብ ዘሎ እዋን ኣብ ስራሕ ሰዓት ይከዉን

5 ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 9/6/2010 ዓም ልክዕ ሰዓት 6:00 ኮይኑ ዝከፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 9/6/2010 ዓም ልክዕ ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ቀበሌ 15 ዝረከብ ዋና ቤት ፅሐፈትና ማሕበር ኣክስዩን ማይክሮ ፋይናንስ ኣደዳይ ህንፃ ማሕበር ኣንስተዩ ትግራይ 3ይ ደብሪ ይከዉን