ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ወልቃይት

1 ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ናይዚ ዘርፊ ፍቃድ ንግዲ

2 ናይ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ዋናን ቅዳሕን ከቅርብ ዝክእል

3 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ከምኡዉን ተወሳኪ እሴት ታክስ ምዝጉባት ምካኖም ዋናን ቅዳሕን ከቅርብ ዝክእል

4 ናይ ወርሒ ሕዳር 2010 ዓም ዓዲ ዉሽጢ እቶት ኣታዊ ዝገበረሉ ወርሓዊ ሒሳብ ዘፍለጥሉ ዋናን ቅዳሕን ከቅርብ ዝክእል

5 ነቲ ዝካያድ ጨረታ መከበሪ ዉዕሊ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ንሕትመት የብሉን : ናይ ኣይቲ እና ተዛመድቲ ኣቅሑ ብር : ናይ ኤሌክትሪክ ብር 4000: ናይ ህንፃ መሳርሒ ብር 5000: ስፖርት ብር 2500 : ናይ ፅሬት ኣቅሑት የብሉን : ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብር 3500 ቅርሺ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል 

6 ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ አጎዓዒዙ ፅሬት አረጋጊፁ ኣብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ወልቃይት ከረክብ ዝክእል 

7 ካብ ዝሰዓሮ 2% ዊዝሆልዲንግ ታክሲ ክከፍል ዝክእል 

8 ጨረታ ተከፊቱ ሰዓራይ ምስተገለፀሎም 10% አቲሒዙ ዉዕሊ ክኣስር

9 ሰነድ ጨረታ ካብ 8 ጥሪ 2010 ዓም ክሳብ 23 ጥሪ 2010 ዓም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ኮሎጅ ቴክኒክን ሞያን ወልቃይት ከ/ዕ/ፋ/ ንብረት ፖሊ ቴክኒክ ኮለጅን እንዳመፃእኩም ምዉሳድ ትክእሉ 

10 ሰነድ ጨረታኩም ሐደ ዋናን ምሉእ ሰነድ ጨረተ ክልተ ቅዳሕን በበይኖም ብፖስታ ተዓሺጎም ኣብ ሽረ ፖሊ ቴክኒክ ኮሎጅ ከ/ዕ/ፋ/ ንብረት ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቅ ከእትዉ አለዎም እቲ ጨረታ ዕለት 23 ጥሪ 2010 ዓም ሰዓት 3:45 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 23 ጥሪ 2010 ዓም 4:00 ናይ ንጎሆ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ኣብ ሽረ ፖሊ ቴክኒክ ከ/ዕ/ፋ/ ንብረት ኮሎጅ ይክፈት 

11 እቲ ኮሌጅ ካሊእ ዘሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ 

12 ጨረታ ኣብ ዝዝክፈተሉ ቦታን እዋንን ኩሉ ሕብረተሰብ ቀሪቡ ክዕዘብ በዚ ኣጋጣሚ ንዕድም ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም እነተዘይተረኪቦም ካብ ምክፋት ዓዲ ኣይንዉዕልን ንዝበለፀ ሐበሬታ ብቀፅሪ ስልኪ 0914251795 ወይድማ 0919450760 ወይ ድማ 0923416212 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል