ቤት ፅሕፈት ትልምን ፈይናንስን ክፍለ ከተማ ሓድነት

1 ቫት /VAT/ ተመዝጋቢ ኮይኑ ወርሒ ታሕሳስ 2010 ዓ/ም ናይ ቫት ዲክለሬሽን : ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ 2010 ዓ/ም: መፍለይ ቁፅሪ ናይ ግብሪ/TIN/ ከፋላይ ከምኡ ዉን ናይ 2010 ዓ/ም ዘተሐደሰ ሰርተፍኬት መቅረባየነት ከቕርብ ዝክእል::

2 ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈትና ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ቢሮ ቁፅሪ 28 ምልካታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 17/5/2010 ዓም ጀሚሪ 1/6/2010 ዓም ሰነድ ጨረታ መግዝኢ ብር 20 ጥራሕ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል

3 ሳንዱቅ ጨረታ 1/6/2010 ዓም ልክዕ ሰዓት 11:30 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ 2/6/2010 ልክዕ ሰዓት 3:30 ይክፈት

3 ናይ ጨረታ መከበሪ ስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዝብ ብር 15,000.00 ከትሕዝ ዝክእል

4 ቤት ዝወፀ ስፔስፌከሽን መሰረት ክሰርሑ ይግባእ

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ በሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ኣድራና ቀበሌ 18 ንግስቲ ህንፃ ወይ ፍፁም ብርሃን ዓይኒ ሕክምና ሓሊፍካ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344416284 ወይ 03 48 419041

ደዊልካ ምሕታት ይከኣል