ቤት ፅሕፈት ቤት ምክሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራት ከተማ ዉቅሮ

ቤት ፅሕፈት ቤት ምክሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራት ከተማ ዉቅሮ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ዲስክቶፕ ኮምፒተርን :ላፕቶፕን :ሳከነርን ፕሪንተርን :ፕሮጀክተርን: ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ከካብ ዝምልከቶም መቅረብቲ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ተጫረቲ ናይ ግበሪ ከፋላይነት መለለይ ካርዲ ወይ ቲን ናምበር ቁፅሪ ብተወሳኪ ድማ ናይ ቫት ተመዝገበቲ መረዳእታ ኮፒ ከተታሓሕዙ ግድን እዩ

2 ኣብቲ ጨረታ ሰነድ ናይ ተጫረቲ ንፁር ዝኮነ ሽም ፌርማ ኣድራሻ ሕጋዊ ማሀተም ኣብ ሕድሕድ ገፅ ሰነድ ጨረታ ክግብር አለዎ

3 ዝመልእዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉን ካብዚ ሰነድ ጨረታ ኣብ ካሊእ ሰነድ መሊእኩም ምቅራብ ዋጋ ሓዊሱ ብጥንቃቀ ትክክልኛ መቅረቢ ነፀላ ዋጋ ከቀምጥ አለዎም

4 ተጨረቲ ናይ ጨረታ ዉሕና መክበሪ ጨረታ ብር 5000 ጥራሕ ብጥረ ገንዘብ ብባንኪ ዝተረጋገፀ መአዘዚ ክፍሊት ቼክ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ዉሕስና ባንኪ ብሰፒኦ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሌተር ኦፍ ክሬዲት ከትሕዙ ይግባእ

5 ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈትና ቤት ምክሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን ከተማ ዉቅሮ ዘይምለስ ብር 50 ጥራሕ እናከፈሉ እቲ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 9/5/2010 ዓም ጀሚሩ ከሳብ ዕለት 25/5/ 2010 ዓም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ክወስዱ ይክእሉ

6 እቲ ጨረታ ዕለት 25/5/ 2010 ሰዓት 4:00 ቅድሚ ረፋድ ተዓፅዩ ተዓሺጉ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ረፋድ ተጫረትቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ እዋን ይክፈት

7 ተጫረቲ ናይቲ ጨረታ ወፅኢት ካብ ዝተፈለጠሉ ዕለት ጅሚሩ ዘለዉ ሰለስተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ቅሬታ እንተሃልይዎም ንላዕለዋይ ሓላፊ ናይ ቤት ምክሪን ንግድን ዘፈር ማሕበራትን ከተማ ዉቅሮ ምቅራብ ይከአል

8 ተጫረትቲ ናይቲ ጨረታ አሸነፈቲ እንተኮይኖም ዉፅኢት ካብ ዝተፈለጡ ዕለት ጀሚሩ ዘለዉ ሰለስተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ቅሬታ እዋን ምስ ተወደአ ቀፂሉ ዘሎ 3ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉዕሊ ኣሲሮም ናይ ዘሸነፈዎ ጠቀላላ ድምር ዋጋ 10 ሚእታዊ ዉዕሊ መከበሪ ብጥረ ገንዘብ ብባንኪ ዝተረጋገፀ መአዘዚ ክፍሊት ቼክ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ዉሕስና ባንኪ ዝተረጋገፀ ሌተርኦፍ ክሬዲት ከትሕዙ ይግባእ

9 ተጫረቲ ናይ ዝወዳደርሉ ጨረታ ዋጋ ወይ ዘእተዉዎ ዋጋ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ቀፃሊ ዘሎ60 መዓልቲ ናይ ዝመልእዎ ዋጋ ዝፀንዕ ይከዉን

10 ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ