ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሽረ እንዳስላሰ

 እዞም ቀፂሎም ተዘርዚሮም ዘለዉ ረቋሕታት እተማልኡ ሕጋዉና መቅረብቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

1. ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ ናይዚ ዘበን ዝተሓደሰ ቅዳሕን ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል 2. ሕጋዊ መቅረባይነት ዘለዎ ናይዚ ዘበን ዝተሓደሰ ቅዳሕን ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል 3. ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝበሉ ወረቀት ምስክር ናይ ወርሒ ሕዳር 2010 ሒሳብ ዝከበርኩምሉ መረዳእታ ቅዳሕን ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል አብ ናይ ሳይክል ዕድጊት ግን ቫት ዝተመዝገበን ዘይተመዝገበን ክወዳደር ይክእል 

4. መለለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ቅዳሕ ገይሩ ከትሕዝ ዝክእል 

5. ሰነድ ጨረታ ካብ 30 ታሕሳስ 2010 ዓም ክሳብ 15 ጥሪ 2010 ዓም 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፀሕፈት ትልምን ፋይናንስ ከተማ ሽረ እንዳስለሰ ክዉስዱ ዝክእሉ 

6. ጨረታ 15 ጥሪ 2010 ዓም ሰዓት 4 ፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4 ፡30ቅድሚ ቀትሪ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት 

7. ካብ ቤት ፅሕፈት ዝተዉሃበ ሰነድ ቢድቦንድ ነኪካ ምቅራብ አይካአልን 

8. መክበሪ ጨረታ ንአቁሑት ኤለከትሮኒክስ 5000 ቅርሺ ንናይ ጎማ 5000 ቅርሺ ንሞተር 5000 ቅርሺ ንመሳርሒ ፅሕፈት 4000 ቅርሺ ብጥረገንዘብ ወይ ብሲፒኦ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ከትሕዝ ዝክእል 

9. እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ ኣመራፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344444916 ወይድማ 0344442866 ደዊልካ ምሕታት ይከኣልደዊልካ ምሕታት ይከኣል