ክፍለ ከተማ ቀዳማይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ቤት ትልምን ፋይናንስን

• ጨረታ መፍለየ ቁፅሪ 014 ሳይት ካብ ባሎኒ በሪ ክሳብ እንዳኪዳነምህረት ናይ ስፒኦ ዋጋ ብር 3000

•ጨረታ መፍለየ ቁፅሪ 015 ሳይት ካብ ሰምሃል ክሊኒክ ክሳብ ፀሎም ኣስፓልት

• ካብ ምም/ር 1ይ ወያነ ክሳብ እሳት አደጋን ናይ ሲፒዩ ዋጋ 3000 ብር

• ጨረታ መፍለየ ቁፅሪ 016 ሳይት እንዳ ሚኪኢል ናይ ሲፒዩ ዋጋ 3000 ብር

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን አብ መቅረብቲ ዝተመዝገበሉ መረጋገፂ ዘቅርብን ንናይ መወዳእታ ወርሓዊ ሪፖርት ብትካሎም ዝወፀ አካዉንት ቁፅሪ ዘቅርቡን 

2 ዝተዓሸገ ፖስታ ገይሮም 1 ኦርጅናል ደኩመንት 1ተ ፎቶ ኮፒን ከቅርብ ዝኽእሉን ናይ ትካሎም ማህተም ዝዓረፎም ፖስታ ዘቕርቡ 

3 ሰነድ ጨረታ መዐደጊ ብር 50 ብር (ሃምሳ ቅርሺ) 

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 24/04/2010 ዓ/ም ክሰብ 16/05/2010 ዓም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ጨረታ ዝኽፈተሉ ድማ በቲ ዕለት 16/05/2010 ዓም ሰዓት 9:00 ይኽፈት እዚ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ዝተዳለወ ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ዝከአል ምኻኑ 

5 ተጫረቲ በቲ ናይ ቤት ፅሕፈት ዘዉፀኦ ዝርዝር መሰረት ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል 6 ቤት ፅሕፈት ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ 

6 ሰነድ ጨረታ ኣብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን አብ ስራሕ ሰዓት እንዳመፃእኩም ክትወስዱ ትክእሉ ምኻንኩም ንሕብር

7 ኣድራሻና ኣብ ክፍለ ከተማ ቐደማይ ወያነ ቤት ፅ/ት ትልምንከባቢ ጁብሩክ 1ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 14 እዩ ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342405123 /0914133417 ደዉልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣል