ተቁ | ሽም ኣቅሓ | ፓርት ናምበር | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሐደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | መብርሂ |
1 | ኣይል ፊልትሮ | ብቁፅሪ | 01 | ||||
2 | ፍዩል ፊልትሮ | ብቁፅሪ | 02 | ||||
3 | ቅድሚት ሽክ ኦብዘርቨር | ብቁፅሪ | 02 | ||||
4 | ድሕሪት ሽክ ኦብዘርቨር | ብቁፅሪ | 02 | ||||
5 | ዳሽ ቦርድ ሪለይ | ብቁፅሪ | 01 | ||||
6 | ድሕሪት ሸኪት | ብቁፅሪ | 04 | ||||
7 | ድሕሪት ጎሚኒ ታሕተዋይ | ብቁፅሪ | 04 | ||||
8 | ድሕሪት ሸኪት | ብቁፅሪ | 01 |
መተሓሳሰቢ
1 ተጫረቲ ንግዲ ፍቓዶምን TIN ቁፅሮምን ፎቶ ኮፒ አተሓሐዞም የቕርቡ
2 እትሸጥሉ ዋጋ ብምምላእ ብብዝተዓሸገ ፖስታ ማሕተምን ፌርማን ተጫረቲ ተመሊኡ ካብ 11/04/2010 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 20/04/2010 ዓም ሰዓት 11:30 ናብ ጨረታ ሳንዱቅ ክተእትዉ ንዕድም
3 ዋጋ ምስ ቫቱ ወይ ብዘይ ቫት ምኳኑ ክገልፅ አለዎ እንተዘይ ተገሊፁ ምስ ቫቱ ከምዝኾነ ይቑፀር
4 ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት 23/04/2010 ዓም ሰዓት 3:00 ኣብ ዋና ቤት ፅሐፈት ማባት ይከዉን
5 ጨረታ መከበሪ ካብ ዘቅረብዎ ዋጋ 2 ሚእታዊ ዝምለሰ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይ ብጥረ ገንዘብ የትሕዝ
6 እቲ ንብረት አብ ዉሽጢ 2ተ መዓልቲ የቅርብ
6 ቤት ፅሕፈትና ዘሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ በቲ ጨረታ ዘይገደድ ምዃኑ ንገልፅ