ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ

ኣብቲ ዝተቀሰ ዘርፊ ሕጋዊ ናይ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩምን አብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ዘሐደስኩምን ወይ ድማ ግብሪ ዝኸፈልኩም ምክስክር ወረቀት ክተቅርቡ እትክእሉ

2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቁፅሪ /ቲን /ካርድ ዘለኩም : ናይ መቅርባይንት ካርድ ዘለኩም

3 ቫት ዝተመዝገብኩምን ናይ ቫት ሰርተፊኬት ዘለኩም ናይ ወርሒ ጥቅምቲ 2010 ዓምዲክሬሽ መረዳእታ ክተቕርቡ እትክእሉ

4 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ ብር 50.00 /ሓምሳ/ ብምክፋል እቲ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈትና ከይዲ ስራሕ ዕዳጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ብምዉሳድ ዝቐረበሉ ዋጋ ብምምላእ ካብ ዕለት 9/4/2010 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 24/4/2010 ዓ/ም ብምምፃእ ክተወዳደሩ ንዕድም

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ/ቁ 0344430357 ምሕታት ይከአል: