ቤት ፅሕፈት ትልምን ፈይናንስን ክፍለ ከተማ ሓድነት

1 ቫት /VAT/ ተመዝጋቢ ኮይኑ ወርሒ ጥቅምቲ 2010 ዓ/ም ናይ ቫት ዲክለሬሽን : ናይ ትወዳደርሉ ዘርፊ ንግደ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ 2009 ዓ/ም:መፍለይ ቁፅሪ ናይ ግብሪ/TIN/ ከፋላይ ከምኡ ዉን ሰርተፍኬት መቅረባየነት ከቕርብ ዝክእል::

2 ካብ ትካልና ደጋፊ/ከ /ስ/ዕ/ፋ/ን /ምምሕዳርን ካብ ዕለት 05/04/2010 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 19/ 04/ 2010 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ብምምፃእ ሰነድ ጨረታ ብብር 20 (ዒስራ ቅርሽ) ብምግዛእ ክተወስዱ ከምትክእሉ ብምፈላጥ ሳንዱቅ ጨረታ ዕለት 19/ 04/ 2010 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 11:30 ብምዕፃዉ ሕጋዊ ጨረታ ኮሚቴ አብ ዘለዉሉ 20/ 04/ 2010 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3:30 ይኽፈት ብተወሳኪ ኣብ እዋኑ ምኽፋት ጨረታ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ክርከቡ ይኽእሉ እዩም::

3 ተጫረቲ መኽበሪ ጨረታ ንደረቅ ጉሓፍ 15000 ቅርሺ ንፅሕፈት መሳርሒ 3000 ቅርሺ ብ CPO /ብሲፒኦ/ Â ወይ ጥረገንዘብ ከትሕዙ ዝክእሉ::

4 ዝሳዓሮ ንብረት በቲ ዝወፀ ሰፐስፊኬሽን መሰረት ናብ ትካልና ብናይ ባዕሉ ወፃኢ መጎዓዝያ መራገፍን ከቕርብ ዝክእል::

5 ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ በሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ::

ኣድራሻና:Â ትግራይ-መቐለ- ቀበሌ 18 /ሓድነት/ ንግስቲ ህንፃ ልዕሊ ደኩተር ፍፁም ብርሃን ዓይኒ ሕክምና ዝርከብ መንግስታዊ ትካል ትልምን ፋናንስን ከ/ከ/ሓድነት

ንዝተደለየ ሓበሬታ ስልኪ ደ/ከ/ሰ/ዕ/ፋ/ን/ምምሕዳርንÂ 0348416284 ወይ 0348419041 ብምድዋል ክረኽቡና ይኽእሉ እዩም::