ኤጀንሲ ሳይንስን ቴክኖሎጂ ክልል ትግራይ

  1. ዲስክቶፕÂ ኮምፒተር : ላፕቶፕ ኮምፒተር : ስካነር : ፎቶ ኮፒ Â : ፕሪንተር Â : ካልኦት ኤሌክትሮኒክስ ኤሌክትሪካልን
  2. ናይ ቢሮ ፈርኒቸር : ናዉቲ ፅሬት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ስለዝደሊ ክተወዳደሩ እትደሊዩ ተጫረቲÂ ክተማልእዎ ዝግባእ ነጥብታት

1 በዚይ መሰረት ሕድሕድ ዝተጠቀሱ ዓይነት ዘርፍታት ናይ 2010 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ: ቫት ተመዝገብ ቲን (Tin No) ዘለኩም ጨረታ ንክትወዳደሩ ፃዉዒት ይገብር::

2 ክትወዳደሩ እትደሊዩ ነጋዶ ህጋዊ ዝኾነ ናይ ንግዲ ፈቓድ ፎቶ ኮፒ ክተቕርቡ ይግባእ::

3 ዝተዳለወ ጨረታ ሰነዱን መምርሒ ጨረታን ዝሓዘ ዝርዝር ብአካል ናብ ኤጀንሲና ብምምፃእ ዘይምለስ ብር 30.00 /ሰላሳ ቅርሺ/ ብምኽፋል ጨረታ ብድምፂ ወያነ ትግራይ መቐለ ካብ ዝተቓለሐሉ ዕለት ካብ 2/4/2010 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 20/4/2010 ዓ/ም ሰዓት 3:20 ቅ/ቀትሪ ምዉሳድ ትኽእሉ ናይ ጨረታ ሰነድ ናብ ሳፅን ጨረታ ዝአትዩሉ ዕለት ክሳብ 20/4/2010 ዓ/ም ሰዓት 3:40 ቅ/ቀትሪ ይኾዉንÂ ::

4 ተጫረቲ 3,000.00 /ሰለስተ ሽሕ ቕርሺ / መኽበሪ ጨረታ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክÂ /ሲፒኦ / ወይም ጥረ ገንዘብ ክተትሕዙ ትኽእሉ

5 እዚ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 20/4/2010 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ዝኽፈተሉ ዕለት 20/4/2010 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ቅድሚ ቀትሪ ጨረታ ኮሚቴ ተጫረቲ ወይ ህጋዊ ወከልቶም ካልኦት ተዓዘብቲ ጨረታ ኣብ ዘለዉሉ ዝኽፈት ይኸዉን::

6 ቢሮና ዝሐሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝÂ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

7 በቲ ጨረታ ሰዓራይ ዝኮኑ መቕረብቲ ወይ ድማ ተጫረቲ ዘትሓዝዎ ናይ ጨረታ መኽበሪ ዋጋÂ Â ጨረታ ኣናሊስስ ምስ ተወደአን ሰዓራይ ዉዕሊ ምስአሰረን ይምለሶሎም::

8 እቲ ክዕድግ ዝተደለየ ንብረት ሰዓራይ ጨረታ ዝኮነ ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲ ብዝወፀ ስፔስፊኬሽን መሰረት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ኣብ ቢሮ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ክልል ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 20 መፂኡ ከረክብ ዝክእል

9 ተጫረቲ ንጨረታ መክበሪ ዘትሐዝዎ ስፒኦ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ከይተሐደሰ አብኡ ከሎ ንዉዕሊ መትሐዚ ክከዉን አይከአልን

ኣድራሻÂ Â ትግራይ ቢሮ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ጥቃ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ህንፃ ማሕበር ጉዳአት ኩናት ትግራይ 5ይ ደብሪ ይከዉን

ንዝበለፀ ሐበሬታ ብስቁ 0344 -404161 / 0932278704 /091472976 ተጠቀሙ መቐለ

ጥቃ ደደቢትÂ ማይክሮÂ ፋይናንስÂ ዝርከብÂ ማሕበርÂ ጉድኣትÂ ኩናትÂ ትግራይÂ ህንፃÂ 5 ደብሪÂ