ሆስፒታል ዓብይ ዓዲ

  • ሰነድ ጨረታ ካብ 29/ 03 /2010 ዓም ክሳብ 16 /04 /2010 ዓም ሰዓት 4:00 ዒስራ(20 ) ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል

ሕጋዊ ንግዲ ፈቀድ ዘለኩም

 መለለይ ቁፅሪን/ tin number

ተወሳኪ እስት ታክስ ዝተመዝገብኩም

ናይ ወርሒ መስከረምን ጥቅምትን 2010 ዓም ዲክለር ዝገበርኩም

ናይ 2010 ዓም ግብሪ ዝከፈልኩም

መከበሪ ጨረታ ንሕድሕድ ሎት 3000 ቅርሺ

ጨረታ ዝዕፀወሉ 16 /04 /2010 ዓም ሰዓት 4:00

ጨረታ ዝክፈተሉ 16 /04 /2010 ዓም ሰዓት 4:30

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 46 00 51

እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ሞባይል 0344460050 /51 ምሕታት ይከኣል እዩ