- ፍቃድ ንግዲ ዝሐደሰን በቲ ዘፈር ዝተመዝገበ ፣መለለዩ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ Â ዘለዎን ፣ዝተሐደሰን መቅረባይነት ዘቅርብ
- ተመዝጋቢ ቫት ዝኮነ ብእዋኑ ፀብፃብ ዝገበረሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእልን
- ጨረታ ዝፀንሐሉ ካብ 26 ሕዳር 2010 ዓም ክሳብ 10 ታሕሳስ 2010 ዓም ይከዉን
- ጨረታ 10 ታሕሳስ 2010 ዓም ንጉሆ ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 3፡30 ባዕሎም ወይ ሕጋዉያን ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ወረዳ ራያ ዓዘቦ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ይከዉን
- መክበሪ ጨረታ 5,000 ይከዉን
- ሰነድ ጨረታ መሸጢ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ካብ ሶኒ ክሳብ ዓርቢ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ይከኣል
- ሰዓራይ ኣካል 10 ሚእታዊ ወዕሊ መከበሪ ከትሕዝ ዝክእል ኮይኑ ሰዓራይ ኢካ ተባሂሉ ካብ ዝተነገረሉ ኣብ ወሽጢ 3 ማዓልቲታት ውዕሊ ክኣስር ዝክእል
- ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ከቅርብ ይግባእ
- እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ ኣመራፂÂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
- ንተወሳኪ ሓበሬታÂ ብቁፅሪ ስልኪ 0346640172 ወይድማ 0346640209 ወይ እዉን 0346640118 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል