ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲ ዳዕሮ

  1. ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎን ናይ ዘበኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎ ቅድሑ ድማ አተሓሒዙ ከቅረብ ዝክእል
  2. ሕጋዊ መቅረባይነት ዘለዎ ናይዚ ዘበን ዝተሓደሰ ቅዱሑ ዉን ከቅርብ ዝክእል
  3. ናይቲ ተወሳኪ ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነ ቅዱሑ ዉን ከቅርብ ዝክእለ
  4. መለለዮ ከፋላይ ታክስ ዘለዎ ናይ ዘበኑ ዝሐደሰን ቅዳሕ አታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል
  5. ተወሳኬ እሴት ታክስ ናይ ወርሒ ጥቅምቲ 2010 ቅዳሕ ፀብፃብ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
  6. ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ 25 /03 /2010 ዓም ክሳብ 9/4/2010 ዓም
  7. ንሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት መዝጋጃ ዓዲ ዳዕሮ ብምምፃእ ክወስዱ ይክእሉ
  8. ሰነድ ጨረታ 9/4/2010 ዓም ሰዓት 8:30 ተዓፅዮ በቲ ዕለት ሰዓት 9:30 በዕሎም ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት ኮይኑ ግን ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም እንተዘይተረኪቦም ከይተከፈት ዝምለስ ፖስታ ኣይህልዉን
  9. መከበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ ብጥረ ገንዝብ ወይድማ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል
  10. እቲ ተጨራታይ ሰዓራይ ምካኑ ምስተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል
  11. ሰነድ ጨረታ ብንፁር ዝንበብ ስርድ ድልዝ ዘይብሉ ናይ ባዕሉ ፌርማ ማህተምን ኣብ ነብስ ወከፍ ገፅ ብምግባር ቅዳሕ ብፖስታ ዓሺጉ ከእትዉ ይግባእ
  12. እቲ ቤት መዘጋጃ ጨረታ ምስተከፈተ ካም ኣድላይነቱ ኣቅሑት ክሳብ 20% ክዉስክ ወይድማ ክንኪ ይክእለ እዩ
  13. ሰዓራይ ኣካል ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ከቅርብ ዝክእል
  14. እቲ ቤት መዝጋጃ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
  15. ንዝበለፀ ሓበሬታ መምርሒ ጨረታ ሰነድ ይመልከቱ
  16. ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344320317