ማሕበር ሓፂንን ዕንፀይትን

ቲን ናምበር ናይ 2009 ዓም ዝተሐደሰ መቅረባይነትን ንግዲ ፍቃድን ዘቅርብ

2 እቲ ተጫራታይ ዘቅርቦ ሰነድ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉን ቴክኒካልን ፋይናንሻልን ነንበይኑ ኦርጅናል ምስ ሐደ ኮፒ ኣብ ዝተፈላለዩ ኤንቨሎፕ ነንበይኑ ተዓሺጉ ከቅርብ ዝክእል

3 ብዝምልከቶ አካል ምስተረጋገፀ ተቀባልነት ይረከብ

4 ትካልና ናይ ምቅናስን ምዉሳክን መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

5 ጨረታ ሰነድ ዝሸየጠሉ ካብ 22/3/2010 ዓም ጀሚሩ እንትከዉን ብር 100 ብር ብምክፋል ክዕድጉ ይክእሉ

6 ጨረታ ዝዕሸገሉ ዕለት 7/4/2010 ዓም ሰዓት 4:00 ናይ ንጉሆ

6 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 7/4/2010 ዓም ሰዓት 4:30 ናይ ንጉሆ

7 እቲ ጨረታ ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉዎ ይከፈት ኣድላይ ሰነድ ኣብዝተማልአሉ ድማ ብዘይ ምርካባም ካብ ምክፋት አይተአጎጎልን

9 ተጫረቲ ጨረታ መክበሪ ስፒኦ 50,000.00 ብር /ሓምሳ ሽሕ/ ምስ ኦርጅናል ናይ ፋይናንሻል ሰነዶም ኣተሓሒዞም የቅርቡ

9 ማሕበርና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብመሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

11 እዚ ከም ዉዕሊ ሰነድ ኮይኑ የገልግል

12 ጨረታ ሰነድ ዝርከበሉን ዝክፈተሉ ኣብ ህንፃ ቀዳማይ ወያነ ብሎክ ሀ ቢሮ ቁፅሪ 117

ስልኪ ቁፅሪ 0914481666 /0914707055Â Â