ኮሌጅ ፖሊቴክኒክ መቐለ

ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ በቲ ዘፈር ዘለዎ::

2 ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ሰርቲፊኬት/TIN / ክተቕርቡ ትኽእሉ::

3 ንተወሳኪ እሴት ታክሲ/ VAT ዝተመዝገብኩም ናይ ወርሒ ጥቅምቲ/ 2010 ዓ/ም ድክላሬሽን ክትቅርቡ ትክእሉን::

4 ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት/ ሰርቲፊኬት ዘለኹምን::

5 2% ዊዝ ሆልዲንግ ታክሲ ክትኸፍሉ ትኽእሉ::

6 ነዚ ግለፂ ጨረታ ተባሂሉ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ ብር 30.00 /ሰላሳ ብር ጥራሕ/ ብምኽፋል ካብ ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክን መቐለ (መሰረት ካምፓስ ) ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ ንብረት ምም/ር ቢሮ ቑፅሪ 08 ካብ 12/03/ 2010 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 3/04/2010 ዓ/ም ሰዓት 11:00 ብምዉሳድ አብ መወዳደሪ ደኹሜንትኹም ኦርጀናልን ኮፒን ብምባል ብሽም ብዝተዓሸገ ፖስታ ነዚ ጨረታ ተባሂሉ ኣበ ዝተዳለወ ሳንዱቕ ምአታዉ ትኽእሉ::

7 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዉሕስና መኽበሪን ንመሳርሒ ፅሕፈት 3500 : መሳርሒ ፅሬት 3000 : መሳርሒ ህንፃ 15,000.00 :ኣቅሑት ኤሌክትሪክ 5000 :ኣቅሑት መኪና ስፔር ፓርት 5000 : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ 3000 ብ CPOብጥረ ገንዝብ /በባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ከትሕዙ እትክእሉ::

8 እቲ ጨረታ ዕለት 4/04/2010 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ/ ተዓሺጉ በቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ኣብ ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክን መቐለ መሰረተ-ካምፓስ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ ንብረት ምምርን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዘለዉሉ ይኽፈት ተወዳደርቲ ተጫረቲ ብዘይ ምርካቦም ጨረታ ምክፋቱ አይተአጎጎልን

9 ኮሌጅና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ኮነ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

10 እቲ ጨረታ ምስተከፈተ ኮሌጅና ናይቲ ዝግዛእ ንብረት መጠን ክሳብ 20 ክቅንስን ክዉስክን ይክእል እዩ

11 ተወዳደርቲ እተቅርብዎ ንብረት ብቴክኒክ ፅሬት ኮሚቴ ተፈቲሹ ትክክለኛነቱ ምስተረጋገፀ ጥራሕ አታዊ ይከዉን

12 ድሕሪ ዉዕሊ ምእሳር ዝሰዓርኩምዎ ንብረት ብናይ ባዕልኩም መጎዓዝያ ናብ መቀለ ፖሊ ኮሌጅ ተርክቡ::

13 ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቴሌፎን ቐፅሪ 0344404592 ደዊልኩም ምሕታት ትኽእሉ ምካንኩምÂ ንሕብር::