ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ ማይ ትግራይ

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግቦኦም ረቑሒታት

  1. ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ እዚ ዘበን ዘለኩም::
  2. ንኹሎም ሎት ቫት ተመዝገብቲ ዝኾንኩም : ቲን መለለይ ቁፅሪን ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀትን ዘለኩም::
  3. Â ናይ ጨረታ ዝርዝር ሰነድ ንሕድሕድ ሎት ዘይምለስ ብር 20.00 ብምክፋል አብ ከተማ መቐለ አጂፕ ጥቃ ካብ ዝርከብ ቤት ዕዪና ቢሮ ቁፅሪ 102 ብምዉሳድ ክትጫረቱ ንዕድም::
  4. ናይ ጨረታ ዉሕስና መክበሪ 3000 ቅርሺ ብሲፒኦ ወይድማ ብባንኪ ዉሕስና ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ
  5. ንሎት 2 ንበይኑ ብዝተዓሸገ ፖሰታ ከትሕዝ አለዎ::ንተወሳኪ ድማ ቴክኒካል መረዳእታ ዋናን ቅዳሕን ፋይናንሻል መረዳእታን በበይኖም ከቅርቡ ኣለዎም
  6. Â ተጫረቲ ዝመልእዎ ጨረታ ሰነድ ብዝተዓሸገ ፖስታ ከቕርቡ አለዎም::
  7. ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሕሉ ካብ 11 /03/ 2010 ዓም ክሳብ 25/ 03/ 2010 ዓም ኮይኑ ኣብ ናይ መወዳእታ ዕለት Â ሰዓት 8:30 ተዓፅዮ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9:00 ይክፈት ሕጋዊ ወኪላቶም እንተዘይተረኸበዉን ናይቲ ጨረታ መስፈርት ክሳብ ዘማልኡ እቲ ጨረታ ይኽፈት::
  8. Â ቤት ዕዩና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ እዚ ጨረታ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ድማ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቑፅሪ ስልኪ 0344 418556 / 0910 115362 ምድዋል ይከኣል::