ክፍለ ከተማ ቀዳማይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ቤት ትልምን ፋይናንስን

  • ጨረታ መፍለየ ቁፅሪ 005 ኤሌክትሮኒክስ ናይ ሲፒዩ ዋጋ 3000 ብር
  • ጨረታ መፍለየ ቁፅሪ 006 ኤሌክትሪክ ጀነሬተር ናይ ሲፒዩ ዋጋ 3000 ብርÂ Â Â Â Â Â Â Â Â
  • ጨረታ መፍለየ ቁፅሪ 007 ሴኩሪቲ ካሜራ ናይ ሲፒዩ ዋጋ 1500 ብርÂ Â Â Â Â Â Â Â Â Â Â Â Â
  • ጨረታ መፍለየ ቁፅሪ 008 ስራሕቲ ሕተመት ናይ ሲፒዩ ዋጋ 3000 ብርÂ Â Â Â Â Â Â Â Â Â Â

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን አብ መቅረብቲ ዝተመዝገበሉ መረጋገፂ ዘቅርብን ናይ ቫት መወዳእታ ወርሓዊ ሪፖርት ዘቅርቡን

2 ዝተዓሸገ ፖስታ ገይሮም 1 ኦርጅናል ደኩመንት 2 ፎቶ ኮፒን ከቅርብ ዝኽእሉን ናይ ትካሎም ማህተም ዝዓረፎም ፖስታ ዘቕርቡ

3 ሰነድ ጨረታ መዐደጊ ብር 50 ብር (ሃምሳ ቅርሺ)

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 1/03/2010 ዓ/ም ክሰብ 21/03/2010 ዓም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ጨረታ ዝኽፈተሉ ድማ በቲ ዕለት 21/03/2010 ዓም ሰዓት 9:00 ይኽፈት እዚ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ዝተዳለወ ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ዝከአል ምኻኑ

5 ቤት ፅሕፈት ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

6 ሰነድ ጨረታ ኣብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን አብ ስራሕ ሰዓት እንዳመፃእኩም ክትወስዱ ትክእሉ ምኻንኩም ንሕብር

8 ኣድራሻና ኣብ ክፍለ ከተማ ቐደማይ ወያነ ቤት ፅ/ት ትልምንከባቢ ጁብሩክ 1 ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 14 እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342405123 /0914133417 ደዉልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣል