ቤት መዘጋጃ ሸረ

ክማልኡ ዝግብኦም

ናይዚ ዘበን ዘተሓደሰ ፈቃድ ንግድን መቅረባይነትን

መለለዮ ቁፅሪ ከፋልይ ግብሪ

ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገቡ

ናይ ወርሒ ነሓሰ 2009 ዓም ወይ መስከረም 2010 ዓም ሒሳብ ዘፍለጠ

ሰነድ ጨረታ 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል

መከበሪ ዉዕሊ 10% ዘትሕዝ

መከበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ

ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ 30/ 02 /2010 ዓም ክሳብ 14/ 03 /2010 ዓምÂ ኮይኑ

ጨረታ ዝዕፀወሉ 15/03/ 2010 ዓም Â ሰዓት 3:30 ዝክፈተሉ ድማ 15/03/ 2010 ዓም Â ሰዓት 4:00 ይክፈት

ንዝበለፀ ሓበሬታ ሰነድ ጨረታ ይመልከቱ

0344442009