ቤት ፅሕፈት ፍትሒ ዞባ ደቡብ

1 ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ቲን ተመዝጋቢ ምካኑ መረዳእታ ዘቅርብ መቅረባይነት ፍቃድ ዘለዎ

2 ንፅሕፈት መሳርሒ ዝወዳደሩ ጨረታ ሰነድ ዋጋ 20 ብር በምክፋል ካብ ዕለት 29/2/ 2010 ዓም ጀሚሩ ካብ ዞባ ደቡብ ፍትሒ ቤት ፅሕፈት ብምዉሳድ ዋንኡን ፎቶ ኮፒን ናይ ጨረታ ሰነድ አብ ፖስታ ብምእሻግ ናይ ተጫረቲ ሽምን ፊርማን ማህተምን ብምዕራፍ አብ ቢሮ ቁፅሪ 09 ዝተዳለወ ሳንዱቅ ምእታዉ ይከኣል

3 ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ ክህልዎ የብሉን በእስክርቢቶ ከምለሳእ አለዎ

4 እቲ ጨረታ ዕለት 13/3/2010 ዓም ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ ሰዓት 3:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዝረከብሉ ይክፈት

5 ቅድሚ እቲ ጨረታ ምክፋት ተጫረቲ መክበሪ ጨረታ ንፅሕፈት መሳርሒ ብር 2000 ገንዘብ ወይም ስፒኦ ወይም ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ የተሓሕዝ

6 ቅድሚ እቲ ጨረታ ምክፋቱ ተጫረቲ መክበሪ ጨረታ ንሕትመት ብር 500 ገንዘብ ወይም ስፒኦ ወይም ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ የተሓሕዝ

7 ቅድሚ እቲ ጨረታ ምክፋቱ ተጫረቲ መክበሪ ጨረታ ንፅሬት ኣቀሑት ብር 5000 ገንዘብ ወይም ስፒኦ ወይም ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ የተሓሕዝ

8 ተጨርቲ ናይ ዝሰዓርዎ ንብረት ጠቅላላ ዋጋ 10% መክበሪ ዉዕሊ ብባንኪ ወይ ገንዘብ የትሕዙ

9 ተጫረቲ ዘሸነፍዋ ንብረት አብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ አታዊ ከምዝገብሩ

10 ምልክታ ጨረታ አብ አየር ዝፀንሐሉ 15ተ መዓልቲ ኮይኑ ካብ ዕለት 29/2/2010 ዓም ክሳብ ዕለት 13 3 2010 ዓም ይከዉን ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዜ 45ተ መዓልቲ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቝፀሪ ስልኪ 03 47 77 11 33/03 47 77 02 15Â