ኮሌጅ ቴክኒክን ሙያን ዓዲግራት

  • መሳርሒ ፅሐፈት
  • ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቑሑት
  • መለዋወጢ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ
  • ኣቁሑት ኤሌክትሮኒክስ
  • ኣቅሑት ማሽን
  • ኣቅሑት ሳኒተሪ
  • ኣቅሑት ፅሬትን
  • መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና
  1. ናይ ሕድሕድ ጨረታ ሰነድ መምርሕን ዘይምለስ ብር 50 ብምክፋል ካብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሙያን ዓድግራት ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳ/ፋይ/ንብ /ምምሕዳርን ቢሮ ቁፅሪ 03 ምዉሳድ ይከኣል
  2. ሰነድ ጨረታ እቲ መወዳደሪ ዋጋ ሰነድ ጨረታ ምስቲ ናይ ንግድ ዘፈር ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዝተሐደሰ መቅረባይነት መለለይ ቁፅሪ ብዝተዓሸጎ ፖስታ ንኡ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ምእታዉ ይክእሉ
  3. እቲ ጨረታ ጨረታ ካብ ዕለት 24/02/2010 ዓም Â ክሳብ 8/3/2010 ዓም ኣብ አየር ይፀንሕ
  4. ጨረታ ዝዕፀወሉ 8/3/2010 ሰዓት 4:30 ቅድሚ ቀትሪ ኮይኑ በተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት Â 5:00 ቅድሚ ቐትሪ ይክፈት
  5. እቲ ኮሌጅ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
  6. ዝርዝር መምርሒ ጨረታ ምስቲ ሰነድ ተታሒዙ ስለ ዘሎ ንዝርዝር ጨረታ መምርሒ ካብኡ ምርዳእ ይከኣል
  7. ንዝድለ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 44 45 01 77 ብምድዋል ክሓቱ ይኽእሉ