ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ አለማጣ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 ናይ ዘመኑ ግብሪ ከፊሉ ፍቃድ ዘሐደሰ

3 ናይ መቅረባይ መለለይ ካርድ ዘለዎ

4 ቲን /Tin/ ካርድ ዘለዎ

5 ቫት /Vat/ ዝትመዝገቡ ክኸዉን አለ

6 ናይ ጨረታ መክብሪ Bid Bond ዝምለስ

  • ንሎት ሐደ ናይ ቆፃርን ብረት ትቦን ፕላስቲክ ትቦን ካልኣት ዝተፈላለዩ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቑሑት 20,000 ብር
  • ንሎት ክልተ ፅሬት መሳርሒ 100 ብር
  • ንሎት ሰለስተ ፅሕፈት መሳርሒ 3000 ብር
  • ንሎት ኣርባዓተ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት ዝተፈላለዩ ክምፒተራትን 1500 ብር
  • ንሎት ሓሙሽተ ሓሙሽተ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቁሑት ንፓምፕ መለዋወጢ ዝከዉን ስዊች ቦርድን 3000 ብር
  • ሽድሽተ ንቤት ፅሕፈት ዝከዉን መጋራጃ 200ብር
  • ሎት ሸዉዓተ ስፔር ፓርት 2000 ብጥረ ገንዝብ ወይም ብባንኪ ዝተረጋገፀ ከትሕዙ ዝክእሉ

7 ናይ ጨረታ ዝርዝር ዝሐዘ ዘይምለስ ብር 50 ናይ ናይ ቆፃርን ብረት ትቦን ፕላስቲክ ትቦን ካልኣት ዝተፈላለዩ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቑሑት ንዝብል ጥራሕ እንትኸዉን ንቶም ካልኦት ዝተረፈ ኣቑሑት ግና 30 ብር ብምክፋል ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 12/02/2010 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 28/02/2010 ዓ/ም ብዝግዛእ ኣብ ቤት ፅሕፈት ዝተዳለወ ሳፁን ምእታዉ ይከኣል

8 እቲ ጨረታ ዝዝፀወሉ ዕለት 28/02/2010 Â ዓ/ም ሰዓት 8:20 ኮይኑ ዝክፈተሉ ድማ በዚ ዕለት እዚ ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዘለዉሉ ይክፈት

9 መሸነፋይ ካብ ዘሸነፎ ዕለት ጀሚሩ ድሕሪ 5ተ መዓልቲ ቀሪቡ ዉዕሊ ክዓስር ዝክእል

10 እቲ ዝድለ ኣቅሓ ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 15 መዓልቲ ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ኣብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ቀረበ መስተ ማይ ከተማ ኣላማጣ ክቅርብ ዝክእል

11 መሸነፋይ ምስ ተፈለጠ ዉዕሊ መክበሪ 10% ከትሕዝ ዝክእል