ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሑመራ

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሑመራ

ናይ 2009ን 2010 ዓ/ም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ በቲ ዘርፊ ዘለኩም::

  1. ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቑፅሪ ዝተመዝገብኩምን TIN ሰርተፊኬት ክተቕርቡ ትኽእሉን
  2. ንተወሳኪ እሴት ታክሲ/ VAT ዝተመዝገብኩም: VAT ምዝገባÂ ሰርተፈኬትን ናይ ወርሒ ነሓሰ VAT ዲክላሬሽን ክተቕርቡ ትኽእሉን::
  3. ናይ 2009ን 2010 ዓም ዝተሐደሰ ናይ መቐረባይነት ምስክር ወረቐት ክተቕርቡ ትኽእሉ::
  4. ጨረታ ሰዓርቲ እንተኾይነኩም ዝሰዓርኩምዎ ንብረት ዉዕሊ ካብ ዝአሰርኩመሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 15 ተኸታታሊ መዓልቲ ብናይ ባዕልኩም መጎዓዝያ አብ ሑመራ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ክትቕርቡ እትኽእሉ::
  5. ተጫረቲ አብ ሕድሕድ ምድብ መወዳደሪ (LOT) ቴክኒካል መረዳእታ ቕዳሕ ክተተሓሕዙ ትክእሉ::
  6. መወዳደሪ ሰነድ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ሽምን ኣድራሻንÂ ዘለዎ : ናይቲ ትካልÂ ማህተምን ናይ ዝምልከቶ በዓል ዋና ፌርማን ዝዓርፎ ክኸዉን አለዎ::
  7. ተጫረቲ ንሕድሕድ ዝወዳደርሉ ምድብ (LOT) መወዳደሪ ዘይምለስ ብር 50. 00 / ሓምሳ / እናኸፈሉ ካብ ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሑመራ ደጋፊ /ከ/ስ/ዕ/ፋን/ምም/ርን ቢሮ ቁፅሪ 06 ሖመራ ከምአዉን ካብ ቢሮ ቴ /ሙ /ት /ስ ደጋፊ /ከ/ስ/ዕ/ፋን/ምም/ርን 4ይ ደብሪ ቢሮ ቁፀሪ 333 መቐለ ካብ ዕለት 9/02/2010 ዓ/ም ክሳብ 23/02 /2010 ዓ/ም ስዓት11:00 እናመፃእኩም ሰነድ ጨረታ ዚኦም ክወስዱ ዝኽእሉ::
  1. ተጫረቲ ንሕድሕድ ምድብ መወዳደሪ
  • ንምድብ ሐደ Â መሳርሒ ፅሕፈት ብር 3500(ሰለስተ ሽሕን ሓሙሽተ ሚኢትን)
  • ንምድብ ክልተ አዉቶሞቲቭ ብር 4000( አርባዕተ ሽሕ)
  • ንምድብ ሰለስት ኣይቲ ብር 5500 (ሓሙሽተ ሽሕን ሓሙሽተ ሚኢትን)
  • ንምድብ ኣርባዐተ ናዉቲ ኤለክትሪክ 20000 (ዒስራ ሽሕ)
  • ንምድብ ሓሙሽተ መሳርሒ ህንፃÂ 20000 (ዒስራ ሽሕ)

ናይ ጨረታ መኽበሪ ብር ብስፒኦ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ከትሕዙ ዝኽእሉ::

መዘካከሪ

ተጫረቲ Â ካብ ጠቕላላ ዝሰዓርዎ 2 % ዊዝ ሆልዲንግ ታክሲ ክኸፍሉ ዝኽእሉ::

እቲ ጨረታ ዕለት 24/02/2010 Â ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3:30 ኣብÂ ቢሮ ቴ ሙ ት ስÂ /ክ/መ/ትግራይÂ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረትÂ ምምሕዳርን ተጫረቲÂ ወይÂ ሕጋዊÂ ወከልቶምÂ ኣብ ዘለዉሉ ይክፈትÂ ::ተወዳደርቲÂ ብዘይÂ ምርካቦም ጨረታ ምኽፋት ኣይተአጎጎልን

 ኮሌጅና ነቲ ጨረታ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ በሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

እቲ ጨረታ ምስተኸፈተ ኮሌጅና ናይቲ ዝግዛእ ንብረት መጠን ክሳብ 20 % ክቕንስ ክዉስክ ይኽእል እዩ::

ተወዳደረቲ እተቕርበዎ ንብረት ኣታዊ ዝኸዉን ብቴክኒክ ፅሬት ኮሚቴ ተፈቲሹÂ Â ትክክለኛ ነቱÂ ምስተረጋገፀ ጥራሕ ይኸዉን::

ኣብ እዋን መኽፈቲ ጨረታ ተጫረቲ ኦርጀናል ዶክሜንት ሒዞም ክርከቡÂ አለዎም::

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቑፅሪ ስልኪ 0344 480510/11 ወይ ድማ ብሞባይል Â 0945105124 ደዊልኩም ምሕታት ትኽእሉ: