ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓይደር

1 ናይ ዘመን ግብሪ ዝከፈሉ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቓድ :ቲን /TIN/ : እዋናዊ VAT (ቫት ዲክሌር) ዝገበረን ኣብ መቕረብቲ ዝተመዝገቡ መረጋገፂ ዘቅርብን

2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፍኬሽን ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 9/2/2010 ዓ/ም ክሳብ 23/2/2010 ዓም ጀሚሩ ዘይምለስ ብር 50 ብምክፋል ጨረታ ሰነድ ካብ ዕደጋ ክፍሊ ምዉሳድ ይከኣል

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 23/2/2010 ዓም ሰዓት 8:30 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ በቲ ዕለት 23/2/2010 ዓም ሰዓት 9:00 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወኪላት አብ ዘለዉዎ ይክፈት ተዘይሃለዉን ዉን ኣብ ዉሽጢ ሳንዱቅ ዝተረከበ ፓስታ ብስርዓት ይክፈት ይግምገምን

5 ናይ ጨረታ መክበሪ ብር 5000 ካብ ባንኪ ዝተረጋገፀ ብሰፒኦ ወይ ብጥረ ገንዝብ ከትሕዝ አለዎ

6 ተጫራታይ ፋይናንሻል ብክልተ ፖስታ ሐደ ኦርጅናልን ሐደ ኮፒን ብዝተዓሸገ ፖስታ የቅርብ

7 ሰዓራይ ምስዓሩ ምስተረጋገፀ ኣብ ዉሽጢ 5 ናይ ስራሕ መዓልቲ ብኣካል ብምቅራብ ዉዕሊ ኣሲሩ ናብ ቤት ፅሕፈትና ከቅርብ አለዎ

8 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ እቲ ጨረታ ቡሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ኣድራሻና ዓይደር ሪፈራል ሆስፒታል ታሕታወይ በሪ ተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344418437 ደዊልካ ምሕታት ይክእሉ
Â