ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን አለማጣ

  • መሳርሒ አቁሑት ህንፃ
  • አቁሑት ኤለክትሮኒክስ
  • መሳርሒ አቁሑት ፅሕፈት
  • መሳርሒ አቁሑት ኤለክትሪክ
  • መለዋወጢ አቁሑት መኪናን
  • አቁሑት ፅሬት

ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቆሒታት

1 በቲ ዘፈር ንግዲ ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም

2 ሓድሽ ናይ መቅረባይነት ዝተመዝገቡ

3 ልዕሊ 100000 ቅርሺ ንዝኮነ ወረቅተ ተወሳኬ እሴት ታክስ ዘለዎም

4 ወርሓዊ ሒሳብ ዘቅረብሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

5 መለለይ ቁፅሪ ካፋላይነት ግብሪ ዘለዎም

6 መከበሪ ጨረታ ንመሳርሒ ህንፃ ንአቁሑት ኤለክትሮኒክስ ንመሳርሒ ፅሕፈት ንአቁሑት ኤለክትሪከ ንመለዋወጢ አቁሑት መኪናን 4000 ቅርሺ ንአቁሑት ፅሬት ድማ 1000 ቅርሺ ብጥረ ገንዝብ ወይ ድማ ብስፒኦ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዙ አለዎም

7 ንሕድሕድ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ክሳብ 23 ጥቅምቲ 2010 ዓምÂ ሰዓት 400 ምዉሳድ ይከኣል

8 እቲ ጨረታ ብተመሳሳሊ 23 ጥቅምቲ 2010 ዓም ሰዓት ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ድመ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብቲ ኮሌጅ ይክፈት

9 እቲ ኮሌጅ ዝሐሸ መማረፂ እንተረከቢ ነቲ ጨረታ ብክፋል ኮነ ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0347740028 ወይ ድማ 0347740660 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል