ኣክሱም ፖሊቴክኒክ ኮሌጅ

 ዝተዳለወ ሰነድ ዘይምለሰ ብር 20 ከፊልኩም ክሳብ 20 02 2010 ዓም ሰዓት 600 ብምዉሳድ መወዳደሪ ዋጋ ነቲ ሰነድ ብዝተዓሸገ ፖስታ ናብ ዘዳለናዩ ሳንዱቕ ከተእትዉ ትኽእሉ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩምን ዘሐደስኩምን ሐደ ኮፒ ተቕርቡ

2 መለለይ ቁፅሪ/TIN/ ዘለኩምን ሐደ ኮፒ ተቕርቡ

3 ተወሳኪ እሴት ታክሲ /ቫት/ ዝተመዝገብኩምን ናይ ወርሒ ነሓሰ 2009 ዓም ዲክለር ዝገበርኩምሉ ሐደ ኮፒ ተቕርቡ

4 ዝተሐደሰ መቅረባይነት ዘለኩምን ኮፒ ሐደ ተቕርቡ

5 ንፅሕፈት መሳርሒ ንኤለክትሮኒክስ ስካኒያ አዉቶብስን ናይ አናእሽተይ መኪና መለዋወጢ አቁሑት ዝተፈላለዮ ናይ ቢሮ አቁሑት ሰሌዳን ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩም ጥራይ ትወዳደሩ ንመኪና ጎማን ንፅሬት አቁሑትን ንምሕደራ ሆቴል መሰልጠኒ ንዝተፈላለዮ ጨርቅታትን ንኤለክትሪክ አቁሑት ንህንፃ መሳርሒ አቁሑት ንዝተፋላለዮ ኤለክትሮኒክስ አቁሑት ንምፅጋንን ንሕትመትን ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩምን ዘይተምዝገብኩመን ክትወዳደሩ ትክእሉ

5 ንጨረታ መክበሪ ንፅሕፈት መሳርሒ ንኤለክትሮኒክስ ስካኒያ አዉቶብስን ናይ አናእሽተይ መኪና መለዋወጢ አቁሑት ዝተፈላለዮ ናይ ቢሮ አቁሑት ንነፍስወከፍ ብር 5000 ንመኪና ጎማን ንፅሬት አቁሑትን ንምሕደራ ሆቴል መሰልጠኒ ንዝተፈላለዮ ጨርቅታትን ንኤለክትሪክ አቁሑት ንነፍስወከፍ 2000 ቅርሺ Â ንህንፃ መሳርሒ አቁሑት ንዝተፋላለዮ ኤለክትሮኒክስ አቁሑት ንምፅጋንን ንሕትመትን ንነፍስወከፍ 1000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ወይድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ መኣዘዚ ክፍሊት ቼክ ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ ከትሕዙ ትኽእሉ

6 ጨረታ ዝዕሸገሉ ዕለት 20/02/2010 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ሰዓት ናይ

7 ጨረታ ዝክፈተሉ ቦታ ኣብ ኣክሱም ፖሊቴክኒክ ኮሌጅ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናስን ንብረት ምምሕዳር

8 ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት ዕለት 20/02/2010 ዓ/ም ሰዓት 8:45 ሰዓት በዓል እንተኮይኑ ንፅባሕትዩ በቲ ሰዓት ተጫረቲ ወይም ድማ ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ብዘይምርካብም ስነ ስርዓት ጨረታ ኣይተዓናቀፍን ከይተከፈተ ዝምለስ ሰነድ ጨረታ አይህልዉን

9 ኣብዚ ጨረታ ቅርታ ዘለኩም ሰዓራይ ካብዝተገለፀሉ ኣብ ውሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ቅርታክም ክተቅርቡ ከምትክእሉ ክንገልፅ ንደሊ

10 ሰዓራይ ኣብ ዉሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉዕሊ አሲሩ እቲ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ብፅሬትን ብመጠንን ብናይ ባዕሊ መጓዓዓዚ መፅዐንን መራገፍን ናብ ኮሌጅና የቕርብ

11 ናይ ዝሰዓሮ ንብረት መኽበሪ ዉዕሊ 10% ብጥረ ገንዝብ ወይ ብስፒኦ ወይድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ መኣዘዚ ክፍሊት ቼክ ዘትሕዝ

12 ካብቲ ንጨረታ ዝወፀ ንብረት 20% ክቅንስን ክውስክን ከምንክእል

13 ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዜ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ን15 መዓልቲ ይከዉን

14 ተጫረቲ ኣብ ናይ ጨረታ ዶክሜንቶም ማህተምን ፊርማን ባዓል ዋና እንተዘይሃልዎን ተቐባልነት ኣይህልዎን

15 ኮሌጅና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

16 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብኣካል ብምምፃእ ወይም ብስልኪ ቁፅሪ 0347753705 ምድዋል /ምሕታት/ ይከኣል