ኮሌጅ ንግስተ ሳባ ቴክኒክን ሙያ ዓድዋ

ስለዚ ጨረታ ክትወዳደሩ ትደሊዩ ሕጋዉያን ነጋዶ::

1 ናይ 2009 ዓ/ም ግብሪ ዝከፈሉ ቲን ዝተመዝገበ ክወዳደር ይክእል

2 እዚ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ኮሌጅ ንግስተ ሳባ ቴክኒክን ሙያን መሰልጠኒ ትካል ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕፋንምምሕዳርን ዘይምለስ ብር 50 ቅርሺ በቢዘርፉ ብምክፋል ክወስድ ዝክእል ምኮኑ::

3 ቫት ወይ ኣብ ተወሳኪ ታክስ ዝተመዝገብኩም ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ነሓሰ 2009 ዓም ዲክለረሽን ከቅርብ ዝክእል

4 ናይ ጨረታ መክበሪ ንኩሎም ማለት ንመሳርሒ ህንፃ ናይ ኮንስትራከሽን ተንከፍ ዝኮኑ አቁሑ 5000 ቅርሺ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ CPO ከትሕዙ ዝክእል::

5 ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ዝተዉሃበ ናይ መቅረባይነት ሰርትፍኬት ናይ 2010 ዓም ዝተሓደሰ ዝሓዘ ኮይኑ ድሕሪ ዉዕሊ ምእሳር ብናይ ባዕሉ መጋዕዝያ ናብ ኮሌጅና ከቅርብ ዝክእል

6 እቲ ጨረታ ሰነድ ክሳብ 8 ጥቅምቲ Â 2010 ዓም ሰዓት 3:30 ናብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ኣታዊ ኮይኑ ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕሸገሉ ልክዕ ሰዓት Â 3:30 Â በቲ ዕለት 8 ጥቅምቲ 2010 ዓም Â ሰዓት 4:00 Â ናይ መሳርሒ ህንፃ ናይ ኮንስትራክሽን ተንከፍ ዝኮነ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

ናይ መሳርሒ ፅሕፈት አቁሑት ፅሬት አቁሑት ኤለክትሮኒክስ 9 ጥቅምቲ 2010 ዓም ሰዓት 3:30 እቲ ሳንዱቅ ተዓሺጉ በቲ ዝተጠቀሰ ዕለት 9 ጥቅምቲ 2010 ዓም ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

ጨረታ መከበሪ ንኩሎም 3000 ቅርሺ ኮይኑ

ጨረታፀኒዑ ዝፀንሕሉ ግዘ ካብ 60 መዓልቲ ዘይበልፅ
እቲ ኮሌጅ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንዝበለፀ ሓበሬታ
ቴሌፎን ቑፅሪ 0342710060 ወይድማ 0914788359 Â ደዊልኩም ክትረክቡና ትክእሉ ምኮንኩም ንሕብር