ቤት ፅሕፈት ክፈለ ከተማ ዓዳ ሐቂ ትልምን ፋይናንስን

ነዚ ተዘርዘሩ ዘሎ ንብረት ክትገዝኡ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ጨረታ ንክትወዳደሩ ንዕድም

1 ናይ 2009 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ ቲን ቁፅሪ /Tin Number/ ዘለዎ

2 ተጫረቲ ኣብቲ ዝመልእዎ ሰነድ ኣድራሻን ፌርማ ማሕተም ዘዓረፎ ፖስታ ከቕርቡ አለዎም

3 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፊኬሽንÂ ካብቲ ቤት ፅሕፈት ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳርን ጨረታ ከብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ዘይምለስ 20 ቅርሺ ብምክፋል ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ይከኣል

4 ናይ ጨረታ መክብሪ 3000 ቅርሺ ብ ስፒአ ወይ ድማ ብባንኪ ከትሕዝ ዝክእል

5 መሸነፊ ድርርጅት ንዘሸነፍዎ ንብረት አብ ዉሽጢ 5 ናይ ስራሕ መዓልቲ ወዕሊ ክአስር ዝክእል

6 መሸነፋይ ድርጅት ዉዕሊ ምስ ኣሰሩ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ካብ ቤት ፅሕፈት ትል/ፋይ/ክ/ከ/ዓ/ሓቂ ንብረት ክወስዱ ዝክእል

7 ጨረታ ክፍቲ ኮይኑ ዝፀንሐሉ ጨረታ ካብ ዕለት 19/01/2010 ክሳብ 29/01/2010 ዓም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

8 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስቁ 0344403728 ብምድዋል ምሕታት ይከኣል