ኮሌጅቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ሃገረ ሰላም

ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግባእ

1 ናይ 2009 ን 2010ን ዓምዝተሐደሰሕጋዊንግዲፍቃድክተቅርቡትክእሉ

2 ዝተሐደሰመቅረባይነትሰርተፊኬትክተቅርቡትክእሉ

3 ናይግብሪከፋላይመለለይቑፅሪሰርተፊኬትከትቀርቡትክእሉ

4 ናይ ቫት ሰርቴፊኬትን ክተቅርቡ ትክእሉ

5 ናይ ወርሒ ሓምለን ነሓሰን 2009 ዓምዴክሌርዝገበርኩሙሉመረዳእታንክተቅረቡትክእሉ

6 ጨረታሰዓርቲእንተከይንኩምዝሰዓርኩምዎንብረትዉዕሊካብዝኣሰርኩምዎዕለትጀሚሩኣብዉሽጢ 5 መዓልቲብፅሬትንመጠንንብናይባዕልኩምመጎዓዝያናብትካልናክተቅርቡትክእሉ

7 መወዳደሪደኩሜንትስርዝድልዝዘይብሉሽምንኣድራሻንዘለዎናይቲትካልማህተምንፌርማንክህልዎይግባእ

8 ተጫረቲዘይመለስ 30 እናከፈልኩምሰነድጨረታካብ ሃ/ሰላምቴክኒክንሞያንትምህርትንስልጠናንከይዲስራሕዕደጋፋይናንስንንብረትምምርካብ 8/01/2010 ዓምክሳብ 29/01/2010 ሰዓት 8:00 እናመፃእኩምክትወስዱትክእሉ

9 ተጫረቲናይጨረታዉሕስና ንፅሕፈትመሳሒብር 5000 :ሎት 2 ናይኮንስትራክሽንኣቁሑብር 5000 :ናይኤሌክትሮኒክስኣቁሑት 3000 ብር ንአቁሑት ፅሬት 3000ቅርሺ CPOÂ ብጥረገንዝብብባንኪዝተረጋገፀቼክወይካልእከተትሕዙትክእሉ

11 እትህብዎዋገጨረታካብዝተከፈተሉዕለትጀሚሩ ን 15 መዓልቲፀኒዑይፀንሕ

12 እቲጨረታዕለት 29/01/2010 ዓምልክዕሰዓት 8:00 ተዓፅዩብተመሳሳሊዕለት 8:30 ኣብሃሰላምቴክኒክንሞያንትምህርትንስልጠናንኮሌጅከይዲስራሕዕደጋንፋይናንስንንብረትምምሕዳርንተጫረቲወይሕጋዊወከልቶምኣብዝተረከብሉይክፈት

13ተጫረቲሰብዋናወይምተወከልተምእንተዘይተረኪቦምምክፋትከይዲስራሕጨረታኣይተኣጎጎልንወይምከይተከፈተዝምለስፖስታየለን

14 ትካልናነቲጨረታዝሐሸመማረፂእንተረኪቡበሙሉእኮነብክፋልናይምስራዝመሰሉዝተሐለወእዩ

15 ንዝበለፀሐበሬታብኣካልኣብሃሰላምቴክኒክንሞያንኮሌጅብስልኪቁፅሪ 0919529700 ደዊልኩምምሕታትትክእሉኢኩም