ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ

1. ቢሻይ ጋሪ(2.5 ግራም) ናይ ማይ መፃረ ኬሚካል ብቑፅሪ 35000 2. ናይ 20 ሊትሮ ፕሳስቲ ባልዲ በዓል መኽደን ብቑፅሪ 700 3. በዓል 5 ሊትሮ መኽደኒ ዘለዎ ናይ ፕላስቲክ መትሐዚ (ብራኳ) ብቑፅሪ 700 በዓል 250 ግራም ናይ ክዳን ሳሙና ብቑፅሪ 3500 ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቑሒታት ሕጋዊ ፍቓድ ዘለዎም ናይ 2006 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሰን በቲ ተኣዚዙ ዝርዝርቨመሰረት ከቅርብ ዝኽእል፣ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ካብ ዕለት 16/05/2006 ዓ/ም ይኸውን። ናይ ጨረታ ሳንዱቐ ዝዕሸገሉ ዕለት 26/05/2006 ሰላት 6፡00 ኮይኑ ዝኽፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 26/05/2006 ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀበሎ 15 ኣብ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ይኽፈት ይኸውን ውዕሊ መኽበሪ ናይቲ ዘእተውኽምዎ ዋፋ 2% ብCPO ክትሕዝ ዝክእል ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መመረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብኽፋል ናይ ምስራሕ መሰሉ ኣለዎ። ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትገራይ