ቤት ፅሕፈት ምም/ር ዞባ ደቡብ

1 በቲ ዘርፊ ንግዲ ፍቃድን መቅረባይነት ቲን ናምበር ዘቅርብ

2 ቫት ተመዝጋቢ ዝኾኑ

3 ናይ ወርሒ የካቲት ዲክለሬሽን ዘቅርብ

4 ሰነድ ጨረታ ካብ ካብ 26/07/2009 ዓ/ም ክሳብ 11/08/2009 ዘይምለስ ብር 30 ብምክፋልÂ ካብ ዞባ ደቡብ ምም/ር ቤት ፅሕፈት ማይጨዉ ቢሮ ቁፅሪ 80 ምወሳድ ይከኣል

5 መኽበሪ ጨረታ ንፅሕፈት መሳርሒን ኤሌክትሮኒክስን ኣቁሑትን ብር 3000.00 ብጥረ ገንዘብ ወይ CPO ከትሕዝ ዝኽእል

6 እቲ ጨረታ ሳንዱቅ ዕለት 11/08 /2009 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ይክፈት

7 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

8 ዝሰዓረ ተጫራታይ ናይ ዞባ ደቡብ ትግራይ ቤት ፅሕፈት ምም/ር ማይጨዉ ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ ኣታዊ ይገብሩ

9 እቲ ቤት ፅሕፈት 20 % ናይ ምዉሳክን ምቅናስን መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

10 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0347770868 0347771009 ብስራሕ ሰዓት ምሕታት