ቤት ፅሕፈት ክፈለ ከተማ ዓዳ ሐቂ ትልምን ፋይናንስን

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉን ናይ 2006 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ቁፅሪ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ከቅርቡ ዝክእሉ

2 ናይ ጨረታ መክበሪ ብሲፒኦ 3000 /ሰለሰተ ሽሕ ብር/ ከቅርብ ዝክእል

3 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈት ደ/ ክ /ስ/ ዕ /ፋይ/ን ምም/ር 2ይ ደብሪ ዘይምለስ ብር 20 ዒስራ ብር ብምክፋል ምውሳድ ይካአል

4 ተጫራቲ አብ ዝመልእዋ ጨረታ ሰነድ ሽም ፈርማ አድራሻ ማህተም ዝአረፎ ዝተአሽገ ፓስታ ከቅርቡ አለዋም

5 ሰነድ ጨረታ ዝእፀወሉ ዕለት 17/8/2006 ዓ ም ሰዓት 8:00 ተዐፂዩ ብተመሳሳሊ ዕለት17/8/2006 ዓ/ ም ሰዓት 8:30 ተጫራቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶምአብ ዘለዉሉ ይክፈት

6 ተወዳዲሩ ዘሸነፈ ተጫረቲ አብ ውሽጢ 5ተ ናይ ስርሕ ማዕልቲ ውዕል ክዓስር ዝክእል

7 ተወዳዳራይ ዘሸነፎም ንብረት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት አታዊ ክገብር ዝክእል

8 ተወዳዲሩ ካብ ዘሸነፎም ንብረት ክውስክ ክቅንስ ይክእል

9 ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፊል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

10 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ብቁፅሪ 0344403772 ደዊልካ ምሕታት ይካአለ