ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቀሕታት
- ደረጃ 8 ናይ ማይ ስራሕቲ ፍቃድ
- ናይ 2009 ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈልኩምን
- ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩምን
- ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለዩ ቁፅሪ ዘለዎ
- ናይ 2009 ዓመ ዝተሓደሰ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ከቅርብ ዝክእል
- ናይ 2009 ዝተሓደሰ መረዳእታ ብቅዓት መረጋገፂ
- ናይ 2009 ዓም ዝተሓደሰ መረዳእታ ደኣንት
- ኩሉ መረዳእታ ንናይ ማይ ሲስተም ፋይናንሻልን ቴክኒካልን Â ዋናን ቅዳሕን ነንበይኑ ኣብ ዝሰዓሸገ ፖስታ ከቅርብ ዝክእል
- መክበሪ ጨረታ 10000 ቅርሺ ብጥረገንዘብ ወይ በባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል
- ኣብ ዉሽጢ 3 ወርሒ ሰሪሑ ዘረክብ
- ሰዓራይ ኣካል ጨረታ ካብ ዝሰዓረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልትታት ዉዕሊ ክአስር ዝክእል ከምኡዉን ዉዕሊ መከበሪ 10% ከትሕዝ ዝክእል
- ኣብቲ ዝወፀ ሰነድÂ ጨረታ ወይድማ ስፐስፊኬሽን ስርዝ ድልዝ እንተሃኒዎ ካብ ጨረታ ወፃኢ ይከዉን
- ሰነድ ጨረታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ወረዳ ሕንጣሎ ዋጅራት 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ቁፅሪ 8 ምዉሳድ ትክእሉ
- ብተወሳኪ ብመምርሒ ዕደጋ ክልልና ኣዋጅ ቁፅሪ 255/ 2007 ተፈፃሚ ይከዉን
- ካብቲ ዝወፀ ጨረታ ብበጀት መሰረት ክንዉስክን ክንክን ከምንክል ነፍልጥ
- ሳንዱቅ ጨረታ 26 ታሕሳስ 2009 ዓም ሰዓት 3 ፡30ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4 ፡00 ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት ተጫረቲ ብዘይምርካቦም ከይዲ ጨረታ ኣይተኣጋጎልን
- እቲ Â ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344370246 Â ወይ 0344370195 0914024310
ደዊልኩም ምሕታት ትክእሉ ።