ኤጀንሲ ልምዓት ኣባይቲ

  • ተጫረቲ ናይ 2006 ዓ/ም ባጀት ዓመት ዝተሓደሰ ሕጋዊ ስራሕ ፍቃድ / ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ምስክር ወረቐት እና ኣብ መንግስታዊ ድርጅት ንምቅራብ ናይ መቕረባይነት ሰርትፌኬት ከቅርብ ዝክእል።

  • ተጫረቲ ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ከፈልቲ ከም ዝተመዝገኑ ዘረጋግፅ ምስክር ወረቀት ከምኡ ውን ናይ ወርሒ ታሕሳስ ቫት ዲክለሬሽን ከቅርብ ኣለዎም።

  • ተጫረቲ ንሕድሕድ ምድብ ሰነድ ዘይምለስ ብር 60 ብምክፋል ካብ ኤጀንሲ ልምዓት ኣባይቲ ከተማ ሽረ ሎጅስቲክ ቢሮ ሰነድ ምግዛእ ይካኣል እዩ።

  • ናይ ስትሽነሪ መሳርሒ፣ ናይ ገዛን ቢሮን ኣቑሑት፣ ናይ ቤት ምግቢ ኣቑሑት፣ ናይ ፅሬት መሳርሒ ኣቑሑት እና ናይ ሴፍቲ ኣቑሑት ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ግዜ የካቲት 12/2006 ዓም ክሳብ የካቲት 27/2006 ዓ/ም እንትኮውን ናይ ጨረታ ዝዕፀወሉ የካቲት 28/2006 ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 3ዕ00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ብ3፡30 ተጫረቲ ኣብ ዘለውዎ ይክፈት

  • ውዕል መኽበሪ ካብ ጠቐላላ ዋጋ 10% ክትሕዝ ዝክእል

  • ፕሮጀክትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኽቡ ብክፋል ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልው እዩ።

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914741501 ወይም ድማ 0914786064 ደዊሎም ምሕታት ይክእሉ።