ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ

ሎት ሓደ ናይሕትመት ስራሕቲ

ሎት ክል ተዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት

ሎተ ሰለስተ ዝተፈላለዩ ፍራምረን ዘርኢ አግራብን

ሎት ኣርባዕት ዝተፈላለዩ መሳርሕታት ኤለክትሮኒክስ

ሎት ሓሙሽተ ክራይ ዶዘር

ካብሎትሓደክሳብሎትሓሙሸተዘለዉበቢዘርፉሕጋዊፍቃድንግዲካብዘለዎምኣቅረብቲብግልፂጨረታኣወዳዲሩክገዝእንክካረይንይደሊ

  • ስለዚተጫረቲዝርዝርሰነድጨረታካብቤትፅሕፈትትልምንፋይናንስንወረዳኦፍላከይዲስራሕዕደጋፋይናንስንምምሕዳርንብረትንብምምፃእንሕድሕድሎትዘይምለስ 30 ቅርሺብምክፋልካብ6ታሕሳስ 2009 ዓምክሳብ21ታሕሳስ 2009 ዓምኣብስራሕሰዓትሰነድጨረታምዉሳድዝከኣልኮይኑእቲጨረታ 21ታሕሳስ 2009 ዓምሰዓት 4፡00 ተዓፅዮብተመሳሳሊዕለት 4፡30 ኣብቤትፅሕፈትትልምንፋይናንስንወረዳኦፍላይክፈት

ተጫረቲክተማልእዎምዝግባእረቋሒኣብመምርሒተጫረቲምርኣይይከኣል

  • ቤትፅሕፈትናበቲዝወፀጨረታካልእመማረፂተረኪቡብሙሉእይኩንብክፋልናይምስራዝመሰሉዝተሓለወእዩ
  • ንተወሳኪሓበሬታብቁፅሪስልኪ0344550044 ወይድማ 0345510721 ደዊልካምሕታትይከኣል