ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ማይ ፀብሪ

በዚ መሰረት ዝስዕብ ረቀሒ እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም

ናይ 2009 ዓም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ መቅረባይነትን መለለዩ ቁፅሪ ከፋልነት ግብሪ ተወሳኪ እሴት ታክስ ናይ ወርሒ ሓምለ ወይ ነሓሰ ወይ 2008 ዓም ወይ መስከረም 2009 ዓም ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ

ሰነድ ጨረታ 30 ቅርሺ ብምክፋል ምዉዳድ ይከኣል

መትሐዚ ጨረታ ንመሳርሒ ህንፃ 5000 ቅርሺ

ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ክሳብ 29/ 03 /2009 ዓም

ጨረታ 29 /03/ 2009 ዓም ሰዓት 4:00 ይዕፆ በቲ ዕለት ድማ ሰዓት 4:30 ይክፈት

0348903180 /0914440962