ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዉቅሮ

1ናይ 2008 ወይ 2009 Â ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 ቫት ወይ ድማ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ምኾምነኩም በቢወርሑ ግብሪ ዝከፈልኩምሉ መረዳእታ ወርሒ ጥቅምቲ 2009 ዓ/ም ሒሳብ ዘፍለጥኩመሉ መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

3 ቲን ናምብር ዘለኩም

4 ዝተሐደሰ መቅረባይነት ካርዲ ዘለኩም

5 ተጫረቲ ብኣካል ወይ ድማ ብሕጋዊ ወኪሎም መክበሪ ጨረታ

  • ንናይ ህንፃ መሳርሒ 5000 ቅርሺ
  • ንመሳርሒ ፅሕፈት 3000 ቅርሺ
  • ንኮምፒተርን ተዛመድትን 5000 ቅርሺ
  • ንናይ ኤለክትሪክ አቁሑት 3000 ቅርሺ
  • ንናይ ፅሬት አቁሑትን 2000 ቅርሺ
  • ንናይ አዉቶሞቲቭ አቁሑት 3000 ቅርሺ
  • ንናይ ኤለክትሮኒክስ አቁሑት 2000 ቅርሺ

ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይ ድማ ብጥረ ገንዝብ ክተትሕዙ ይግባእ

6 አብቲ ዝተዓደለ ሰነድ ንፁር ዋጋ ተመሊኡ ብዝተዓሸገ ፖስታ ነዚ ጨረታ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ዕለት 14/03/2009 ዓ/ም ክሳብ 4/04/2009 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ምእታዉ ይክእሉ

7 ዝሰዓርዉ ንብረት ብዉዕሊ መሰረት ብናይ ባዕሎም መጎዓዓዚ ከቅርቡ አለዎም

8 ተጫረቲ አብቲ ዝምላእ ሰነድ ጨረታ ንፁር ኣድራሻምን ክታምን ከማልኡ አለዎም

9 ንነብሰወከፎም ሰነድ ጨረታ ንምውሳድ ዝክፈል ዋጋ 30 ቅርሺ ብምካፋል ካብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዉቅሮ ዕ/ፋ/ምም/ንብ ቢሮ ቁፅሪ 2 ምዉሳድ ይክእሉ

10 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 4/04/2009 ዓ/ም ቅድሚ ሰዓት 4:00 ኮይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ባዕሎም ወይ ተወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

11 ኣብ ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ ዝገበረ ተቀባልነት የብሉን

12 ኮሌጅና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344431202 ይደዉሉ